ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ድሕንነቶም ንምሕላው ይስራሕ ኣሎ -ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ድሕንነቶም ንምሕላው መንግስቲ ብቕርበት ይሰርሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነዲያት ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኢትዮጵያ…