ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር ዝነኣድ ለውጢ ዝተረኣየሉ እዩ – ራሚዝ አላካባሮቭ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓጋዚ ዋና ፀሓፊን ሕቡራት መንግስታት ከምኡ እውን መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ አላካባሮቭ (ዶ/ር) ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድ ለውጢ ዝተረኣየሉ እዩ አሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሰላሴ ስራሕ ግዝኦም ዝዛዘሙ ራሚዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሃገራት ኣፍሪካ ብልምዓት ንምትእስሳር ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሃገራት ኣፍሪካ ብልምዓት ኣብ ዝተኣሳስርሉ ኩነታት እናሰርሐት እያ ኢሎም ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ተካይዶ ዘላ ተግባር ዝነኣድ እዩ – ሚኒስተራት ዝተፈላለያ ሃገራት mizan mekonen Jul 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዕብየታ ንምቅልጣፍ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ እትገብሮ ዘላ ምዕባለ ዝነኣድን ንኻልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ትምህርቲ ክኸውን ትኸውን እያ ኢሎም ኣብ 3ይ ፎረም ፈጠራ ስራሕ ኣፍሪካ ዝተሳተፉ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት። ሚኒስቴር ስራሕ ክእለትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ብክነትን ስርቂን ንምክልኻል ብተኣማኒነት ብትግሃትን ክሰርሑ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jul 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሰራሕተኛታት ብክነትን ስርቂን ንምክልኻል ብተኣማኒነት ብትግሃትን ክሰርሑ ይግባእ ኢለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሰብ መዚ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ሰራሕተኛታት ዘመዝገብዎ ልዑል…
ስፓርት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ስታዲየም ፍፃመ ፀወታ ይርከቡ mizan mekonen Jul 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፍፃመ ክለባት ዋንጫ ዓለም ንምዕዛብ ኣብ ስታዲየም ይርከቡ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ስታዲየም ሜት ላይፍ ብምርካብ ናይ ፍፃመ ፀወታ ክሳተፉ ምዃኖም ዴይሊ ሜል ስፖርት ፀብፂቡ፡፡ ብሓድሽ ኣቀራርባ 32 ጋንታታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ወለንታዊ ሓበራዊነት ንምጥንኻር ልዑል እጃም ኣበርኪቱ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ መተሓበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዜጋታት ኣብ እዋን ክረምቲ ግልጋሎት ወለንታዊ ብንቕሓት ክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ናይ ሎሚ ዓመት ክረምቲ ግልጋሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ጎና ጎኒ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘሎ ርክብ ዘጠናኽሩ ዘተታት ተኻይዶም- ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምስ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ብሪክስ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ብምክያድ ዘሎ ምትሕብባር ዘጠናኽሩ ዘተታት ተኻይዶም ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዴዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር)። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳትፎ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ብሓፈሻ ውፅኢታዊ ነይሩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኒሮ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ጉባኤ ብሪክስ ተሳትፎ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ውፅኢታዊ ነይሩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፥ ብቀዳማይ…
ስፓርት ኢቫን ራኪቲች ካብ ኩዕሶ እግሪ ወፂኡ mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሮሺያዊ ነበር ተፃዋቲ ባርሴሎና ኢቫን ራኪቲች ባዕሉ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምውፅኡ ዕላዊ ገይሩ። እዚ ወዲ 37 ዓመት ክሮሽያዊ ካብ ባርሴሎና ብተወሳኺ ንክለብ ስፔን ሲቪያን ንክለብ ሳውዲ ኣልሻባብ ምፅዋቱ ይዝከር፡፡ ኢቫን ራኪቲች ንክለቡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕልምና ንኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ ንኣፍሪካ ዝሃንፅ ወለዶ ምፍጣር እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓቋፊ ስራሕ ዕድል ፈጠራ ብምዕባይ ሕልምና ንኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣፍሪካ እውን ዝሃንፅ ወለዶ ምፍጣር እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። 3ይ ፎረም ዕድል ፈጠራ ስራሕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።…