Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዘገየ ኣስፋው ኣብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኮሚሽን ኮሚሽራትን ሰብ ሞያታትን፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ስድርኦምን ፈተውቶምን…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣትሌት የብርጓል መለስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀብሪ ኣትሌት የብርጓል መለስ ሎሚ ተፈፂሙ። ስነ ስርዓት ቀብሪ እታ ኣትሌት ኣብ መንበረ ፀባኦት ኣብ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሴ፤ ፈተውታን ስድርኣን፣ አመራርሓ ኣባላት ምኽልካል ሃገር ኣብ ዝተረኸብሉ ብማርሽ ባንድ ተዓጂቡ ተፈፂሙ።…

መረፃ ካርዲ ወሲዶም ድምፂ ንምሃብ ዝተዳለው ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልምዓትን ምዕባለን ሃገርና ይጠቅም እዩ ዝበልዎ ፖለቲካ ፓርቲ ድምፆም ንምሃብ ተዳሊና ኢሎም፡፡ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተመዝጊቦም ካርዲ ዝረኸቡ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ካርዲ ካብ ዝወሃቦም ኣትሒዞም መዓልቲ መረፃ ይፅዩ…

ንኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድራት ጎዳና ሽማ ክተፅውዕ ዝፀንሐት ኣትሌት የብርጓል መለስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያዊት ናይ ነዊሕ ርሕቐት ጉያ ኣትሌት የብርጓል መለስ ንኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድራት ጎዳና ሽማ ክተፅውዕ ፀኒሓ፡፡ አትሌት የብርጓል ካብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ኣትሒዙ ብዙሓት ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ውድድራት…

ኣብ እዋን ኲናት መቕደላ ብብሪጣንያ ዝተወሰዱ ቅርስታት ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ እዋን ኲናት መቕደላ ብብሪታኒያ ዝተወሰዱ ቅርስታት ሎሚ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም። እቶም ድሕሪ 158 ዓመታት ናብ ኢትዮጵያ ዝተመልሱ እቶም ቅርስታት ቁንዳል ፀጉሪ፣ ቁራፅ ክዳንን ወርቂ ኣምባርን ሃፀይ ቴዎድሮስ ምዃኑ ተገሊፁ።…

መናእሰይ ኣብቲ ዓውዲ ብቑዓትን ተወዳደርትን ንኽኾኑ ብትግሃት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ መናእሰይ ኣብቲ ዓውዲ ብቑዓትን ተወዳደርትን ንኽኾኑ ብትግሃት ይስራሕ ኣሎ ኢለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ሳርቤትን ከባቢ ቫቲካንን ዝተሃንፁ ናይ ስፖርት…

ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ፈረንሳይን ሓድሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ፈረንሳይን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ልዑል ግደ የበርክት ኣሎ፡፡ ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ 2026 ብፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ብፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶን ብሓባር ኣዳልዮም፡፡…

ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ኢንዱስትሪ ልምዓትን ስግግር ሓይሊን መሪሕ ግደ ክትቕፅል እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት ኢንዱስትሪን ምስግጋር ሓይሊን ዝጀመረቶ ስራሕ ብምጥንኻር መሪሕ ግደ ክትፃወት እያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ኣብ ዝተኻየደ…

ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ንኣፍሪካ 23 ቢሊየን ዩሮ ኢንቨስትመን ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ተግባራዊ ዝኾን 23 ቢሊየን ዩሮ ኢንቨስትመንት ዕላዊ ገይሮም። እቶም ፕሬዚዳንት ልዕሊ 30 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፍዎ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ፓኬጅ…

ኣብ ከተማ ሊሙ ገነት ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ መሶብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ሊሙ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ መሶብ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ እዋን ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ሓላፊ ፖለቲካ ዘፈር ጨንፈር ክልል ኦሮሚያ ፓርቲ ብልፅግና ነመራ ቡሊ ከምዝበልዎ፤ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ መሶብ ናብ ወረዳታትን ኣብ…