ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ክካየድ እዩ mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ እዩ ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ። መርሃ ግብሪ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር "ነጃሺ ለሀገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ እዩ። ሓላፊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ እጃም እናዓበየ መፂኡ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ ግደ እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕ ታውን እናተካየደ ዘሎ ጉባኤ ኢነርጂ ኣፍሪካ ጎና ጎኒ ብባንኪ ዓለምን ባንኪ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ንህወሓት ከይተገዝአ እቲ ክልል ካብ ዝኣተዎ ፀገም ከድሕን ኣለዎ- ውድባት ፖለቲካ mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝቢ ትግራይ ንዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣይግዛእን ብምባል እቲ ክልል ካብ ዝኣተዎ ፀገም ከድሕን ኣለዎ ኢሎም ውድባት ፖለቲካ፡፡ ዋና ፀሓፊ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ( ትዴፓ) ሙሉብረሃን ሃይለ ከምዝበልዎ፤ ኣብቲ ክልል ዘሎ ዘይሕጋዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መንእሰይ ስልጣን ሒዙ ተዝኸውን ነይሩ ናብዚ ኩሉ ጣጣ ኣይንተኣተውናን ነይርና” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳያት ኣልዒሎም ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት መንእሰይ ትግራይ ስልጣን ሒዙ ተዝኸውን ነይሩ ናብዚ ኩሉ ጣጣ ኣይንተኣተውናን ነይርና ክብሉ ተዛሪቦም፡፡ ምክንያቱም ምስ መንእሰይ ብዘመናዊ ቋንቋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ህወሓት ናብ መሬት ክወርድ ዘይክእል ብብሉይ ክልስ ሓሳብ ዝተኣሰረ ውድብ እዩ” -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ህወሓት ናብ መሬት ክወርድ ዘይክእል ብብሉይ ክልስ ሓሳብ ዝተኣሰረ ውድብ እዩ ኢሎም፡፡ እዙይ ድማ ጥዕና ዘለዎ ፓለቲካዊ ውድብ ባህርያት ኣይኮነን ፤ሓዱሽ ነገር ዝሰምዕ እዝኒ የብሉን፤ ዝርእይ…
ስፓርት ሮድሪጎ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ተፃዋቲ ሪያል ማድሪድ ሮድሪጎ ብሰንኪ መጉዳእቲ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ፡፡ ሮድሪጎ ሎሚ ኣብ ዝተገበረሉ መርመራ ኣብ የማናይ እግሩ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞ ክለቡ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ወዲ 25 ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላምን ምርግጋዕን ንምርግጋፅ ብሓባር ክሰርሑ ይግባእ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትራት ምክልኻልን መራሕቲ ልኡኻትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዘተ ኣካይደን። እተን ሚኒስትር ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ኬንያ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ዚምባብዌ፣ ዛምቢያ፣ ሪፓብሊክ ኮንጎ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመረፃ ዕውትነት ደቂ ኣንስትዮ እጃም መሪሕነት ክወስዳ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕውት ንክኾን ደቂ ኣንስትዮ እጃም መሪሕነት ክወስዳ ይግባእ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ዋና ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣደም ፋራህ። ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኣወዳድባ ደቂ ኣንስትዮ ብምትሕብባር ‘ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብብዙሕ ዓውድታት ልምዓት ኢኮኖሚ እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ዝጭበጥ ውፅኢት ይህብ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካን ንግድን ኢንቨስትመንትን ናብ ተረባሕነት ንምስግጋር ዘኽእል…
ስፓርት ሎሚ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ መበል 29 ሰሙን ሎሚ ምሸት 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ። ኣብ ቀፃሊ ውድድር ዓመት ኣብ ሻምፕዮንስ ሊግ ኤውሮፓ ትወዳደር ዘላ ሊቨርፑል ናብ ስታድየም ሞሊኒክስ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 5፡15…