ዝንቕ ፋና ሓንቲ ኣደ ኣርባዕተ ህፃናት ብሰላም ተገላጊላ mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ጎፋ ሳውላ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሓንቲ ኣደ ኣብ ሓደ ግዜ ኣርባዕተ ህፃናት ብሰላም ተገላጊላ። እታ ኣደን እቶም ኣርባዕተ ህፃናትን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዘለዉ ተገሊፁ። ስፔሻሊስት ሓኪም ማህፀንን ፅንስን ዶ/ር…
ስፓርት ቼልሲ ኣርጀንቲናዊ ሓላዊ ልዳት ኢሚሊያኖ ማርቲኔዝ ኣፈሪሙ mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቼልሲ ኣርጀንቲናዊ ሓላዊ ልዳት ኢሚሊያኖ ማርቲኔዝ ካብ ኣስቶንቪላ ምፍራሙ ዕላዊ ገይሩ። ኢሚሊያኖ ማርቲኔዝ ኣብ ምዕራብ ለንደን ንዝርከብ ክለብ ቼልሲ ንኽልተ ዓመት ዘፅንሖ ውዕሊ ተፈራሪሙ። ቼልሲ ነቲ 33 ዓመት ዝዕድሚኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘተ ዝተዀልዐ ዴሞክራሲ ምርድዳእ mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከይዲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት መልሲ ከይረኸቡ ዝፀንሑ ሕቶታት ከም ዘለዉ ግልፂ እዩ። ብፍላይ ካብ ሕፅረት ፖለቲካዊ ኣሳታፍነት ዝተላዕለ፣ ብዙሓት ሓሳባቶምን ሕቶታቶምን ከይተሰምዑ ፀኒሖም እዮም። እዚ ድማ “ኢትዮጵያ ንኹላትና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ንኢትዮጵያን ህዝባን ዓወት ዘርኣየ ታሪኻዊ ፍፃመ እዩ mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምህናፅ ሃገረ መንግስቲ ሓባራዊ ፃዕርን ምርድዳእን ዝሓትት ካብ ምዃኑ ብተወሳኺ ውፅኢት ብዙሓት ከይዲታት እዩ። ካብዞም ወሰንቲ ግደ ዝፃወት ድማ ዘተ እዩ፤ ዘተ ቂምን ቁርሾን ብምፍታሕ፣ ምፅጋን ቁስልታት ታሪኽን መበገሲኡ እዩ። ብብዙሕ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት እንትጠናኸሩ ሃገር ትፀንዕ፤ ስርዓት ዴሞክራሲ እውን መሰረት ይሕዝ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 21፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገርና ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ብልፅግና፣ ዘላቒ ሰላምን ናይ ሓቂ ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝፈፀመቶ ዓሚቝ ትካላዊ ምምሕያሻትን ዘመዝገበቶም ርኡይ ውፅኢታትን መሰረት እናሓዙን እናፀንዑን መፂኦም። ሃገር ብፅኑዓት ትካላታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኻዊ ሽርሒ ግብፂ ኣብ ሃገራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 21፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር መተካእታ ዘይብላ፣ መግለፂ መንነትን ናፅነትን እያ። ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘበናት ዘጋጠሞም ሃገራውን ግዳማውን ብድሆታት ሓሊፎም ታሪኾምን ልዑላውነቶምን ኣኽቢሮም ፀኒሖም። ኣብ ከይዲ ታሪኽ ልምዓታዊን ጂኦ ፖለቲካዊን ምንቅስቓሳት እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽባር ርክብ ህዝብታት ንምጥንኻር ዕድል ፈጢሩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ምኽባር፣ ርክብ ህዝብታት ንምጥንኻርን ዘለዉ ባህልታትን ክብርታትን ንኽፍለጡ ዕድል ፈጢሩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ኣብ ከተማ ጅማ ንዝኽበር መበል 21 በዓል መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሓውር ፀጥታ ሽርሒ ባንዳታት ውሽጥን ግዳማዊን ኣፍሺሉ – ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 21፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መሓውር ፀጥታ ምስ ህዝቢ ተወሃሂዱ ብምስራሑ ሽርሒ ባንዳታት ውሽጥን ግዳማዊን ኣፈሺሉ ኢሎም ዋና ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል። ኮሚሽነራት ፖሊስ ኢትዮጵያን ሓለፍቲ ሰላምን ፀጥታን ኣብ ሃገራዊ ሓባራዊ መድረኽ…
ስፓርት ሊቨርፑል ንብረድሊ ባርኮላ ካብ ፒኤስጂ ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሑ mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለብ ሊቨርፑል መርሲሳይድ ንፈረንሳዊ ተፃዋታይ ፀጋማይ ክንፊ ብራድሊ ባርኮላ ካብ ፒኤስጂ ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሑ። ሊቨርፑል ነቲ 23 ዓመት ዝዕድሚኡ ተፃዋታይ ብ100 ሚሊየን ፓውንድ ናብ ኣንፊልድ ንምምፃእ ምስ ፈረንሳዊ ክለብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ብዘይሕጋዊ ህወሓት ዝበፅሖ ግፍዒ ንምንጋፍ ቃልሱ ከጠናኽር ይግባእ – ኣይተ ጠዓመ ዓረዶም mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሕ ግፍዒን መከራን ንምንጋፍ ህዝቢ ዝጀመሮ ቃልሲ ኣጠናኺሩ ብምቕፃል ተሓታትነት ክሰፍን ክገብር ይግባእ ኢሎም ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ስምረትን ምክትል ሓላፊ ሚድያን ኮሙኒኬሽንን ኣይተ…