ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን መገዲ 175 ሺሕ ኪሎሜትሮ ከምዝበፅሐ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን መገዲ 175 ሺሕ ኪሎሜትሮ ከምዝበፅሐ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝሓቱ 300 ፕሮጀክትታት…