ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ32 ዲፕሎማሲ ቀፃልነት ዘረጋግፅ ስራሕ ክትውግ ኢያ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ32 ዲፕሎማሲ ቀፃልነት ዘረጋግፅ ስራሕ ክትውግን ኢያ ኢሎም፡፡
ቻተም ሃውስ ዝተሰነየ ዓለም ለኸ ትካል “ኣብ ዝተኸፋፈለ ጂኦ-ፖለቲካዊ ኩነታት…