Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ እቲ ለውጢ ዓሞቕቲ ዝኾኑ ሪፎርምታት ሚድያ ኣካይዱ – ወ/ሮ ሃይማኖት ዘለቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ለውጢ ዓሞቕቲ ዝኾኑ ሪፎርምታት ሚድያ ኣካይዱ ኢለን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሃይማኖት ዘለቀ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽብሉ "ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ" ብዝብልመሪሕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ "ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኢትዮጵያ ካብ ዘመዝገበቶም ዓወታት ለውጢ እቲ ሓደ ትካላት ሓያልን ኣድማዕን መግለፂ ክኾኑ…

ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ እታ ሃገር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘርእይ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኢትዮጵያ ብባዕላ ትተኣማመን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘርእይ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፡፡ ኣብ 4ይ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ዘካየዱ ፕሬዚዳንት ታዬ÷ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንዕብየት ሃገር…

ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ዑደት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፈላማይ ጉባኤ ተሳተፍቲ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለው፡፡ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ፕሮጀክትታት ልምዓት ዑደት ይገብሩ…

እዚ ሰሜን ምዕራብ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ክከላኸል ኣብ ዝኽእል ደረጃ እዩ ዘሎ – ጄኔራል አበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ሰሜን ምዕራብ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ክከላኸል ኣብ ዝኽእል ደረጃ እዩ ዘሎ ኢሎም ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ጄኔራል አበባው ታደሰ፡፡ ጄኔራል አበባው ኣብ እዚ ሰሜን ምዕራብ ኣብቲ ምድላው ቀጣና ተረኺቦም…

ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ተሳተፍቲ ፈላማይ ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት የካይዱ ኣለው። እቲ ትኽክለኛ ምስሊ ኣፍሪካ ንዓለም ንምፍላጥን ዲጂታል ያታታት ብዋንነት ንምምራሕ ዝዓለመ ጉባኤ…

ክልተ ህቡባት ስነ ጥበባውያን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብላቴን ሎሬት ፀጋዬ ገብረመድህንን ፀሓፊ፣ ኣሰናዳኢን ጋዜጠኛን ስብሓት ገ/እግዚአብሄር ኣብ ታሪኽ ስነ ፅሑፍ ሃገርና ፍሉጣትን ህቡባትን ዝኾኑ ናይ ስነ-ፅሑፍ ሰባት እዮም። ክልቲኦም ኣብነት ስነ ፅሑፍ ሎሚ ብህይወት ዋላ እኳ…

ኣብ ቻይና ፋብሪካ ርችት ብዘጋጠመ ፍንጀራ ህይወት 26 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቻይና ከተማ ሊዩያንግ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ርችት ብዘጋጠመ ፍንጀራ ህይወት 26 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 61 ድማ ከምዝቆሰሉ ተሓቢሩ። ድሕሪ እቲ ፍንጀራ ስርሒታት ምድሓን ህይወት ይካየድ ከምዝነበረን ብምሕባር፤ ሰብመዚ 3 ኪሎ ሜትር…

መዘኸርታ ሓወልቲ ስነ ጥበባዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፓርክ ኣፍሪካ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ መዘኸርታ ሓወልቲ ስነ ጥበባዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ተመሪቑ፡፡ እቲ መዘኸርታ ሓወልቲ ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብዕሊ ተመሪቑ። ኣብቲ ምረቓ መርሃ ግብሪ…

ሓርበኝነት – ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚያዝያ 27 ኢትዮጵያውያን ብዓብዩ መስዋእቲ ንፋሽሽታዊት ጣሊያን ስዒሮም ሓርበኛታት ባንዴራኦም ዘልዓሉላ ታሪኻዊት መዓልቲ እያ። ንሃገራውነት ኢትዮጵያ ፍሉይ ዝገብሮ "ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓውዲ" ቃልሲ ምንባሩ እዩ።…