ስፓርት ሪያል ማድሪድ ንፍራንኮ ማስታንቱኖ ብዕሊ ኣፈሪማቶ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ንኣርጀንቲናዊ ተፃዋቲ ፍራንኮ ማስታንቱኖ ካብ ሪቨር ፕሌት ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እታ ክለብ ነዚ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ንዝውውር 45 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡ እዚ ወዲ 18 ዓመት ተፃዋታይ ኣብ ዕለት ልደቱ ንሽዱሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንኹሉ ዜጋ ተበፃሒ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ። 3ይ ጉባኤ ፍልጠት “ፈጠራ ሰብ ስራሕ ብልሒ ብምጥቃም ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ዕዳጋን መርኣያታትን ምክፋት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ብራዚልን ንምጥንኻር ጥጡሕ ባይታ ፈጢሩ – ኣምባሳደር ልዑልሰገድ ታደሰ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብማዕቀፍ ብሪክስ ዝተረኸበ ፅቡቕ ኣጋጣሚ ብምጥቃም ምስ ብራዚል ዘሎ ኢኮኖሚያዊን ንግዳውን ምትሕብባር ንምጥንኻር እናተሰርሐ እዩ ኢሎም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልዑልሰገድ ታደሰ፡፡ ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ትካል ግብረ ሰናይ ዳያሊሲስ ሕሙማት ኩላሊት ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ትካል ገባሪ ሰናይ ሕሙማት ኩላሊት ንቕለ ተኸላ ክሳብ ዝገብሩ ንሕፅበት ኩላሊት (ዲያሊሲስ) ዘድልዮም ወፃኢታት ንምሽፋን ደገፍ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ህንድን ተቋሪፁ ዝፀንሐ በረራ ኣውሮፕላን ክጅምራ እየን mizan mekonen Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መንጎ ቻይናን ህንድን ንሓሙሽተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ቀጥታዊ በረራ ኣውሮፕላን ናብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ ቦታታት ክጅመር እየን፡፡ እቲ ውሳነ ኣብ ዓለምና ብዙሕ ህዝቢ ዘለወን ቻይናን ህንድን ዲፕሎማስያዊ ርክብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲ ሕክምና ደገፍ ተገይሩ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋውንዴሽን ሄኖክ ኣርጋው ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን እታወታትን ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ገይሩ። ነቲ ደገፍ ዝተረከባ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፤ ካብ ዲያስፖራ ክሳብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዎም ፀጋታቶም…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዕዳጋ ስቶክ ዝተመለሰትሉ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ስቶክ ተመሊሳ ኢሉ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ። እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍራዪ ወርቂ ዝተዋፈረ "ኣኮቦ ማዕድናት ኩባንያ" 7 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ብፅሒት ብምዕዳግ ፈላማይ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ … mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ ተፈፂሙ ኢሉ በዓል መዚ ንብረትን እድጊትን መንግስቲ ፌዴራል፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ መሰረት መስቀሌ ከምዝበልኦ ኣብቲ በጀት ዓመት ካብ ስርዓት ዕድጊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ መዕርፎ ነፈርቲ ምንቅስቃስ ፋይናንስ ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ፋይንስ ምንቅስቃሳት ብምምችቻው ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ሰርዓት ፊርማ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፣ ኣቦ ወንበር ቦርድ ግሩፕ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ይድግፍ – ቱርክሜኒስታን mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቱርክሜኒስታን፥ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ይድግፍ ኢየ ኢላ፡፡ ተቐማጥነቶም ኣብ ፓኪስታን ብምግባር ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርከሜኒስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ራሺድ ሜሬዶቭ ተዛቲዮም።…