ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዙርያ ኣብ ኣቡዳቢ ንዝርከቡ ኣምባሳደራት ኣፍሪካ መብራህርሂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዙርያ ኣብ ኣቡዳቢ ንዝርከቡ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም።
ኣብ መብራህርሂኦም ልዕሊ 50 ሚሊየን ዜጋታት…