ስፓርት ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ mizan mekonen Apr 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ። እታ ኣትሌት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወት ንፈለማ እዋን ብኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ ግራንድ ፕሪክስ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ኣትሌቲክስ ንምስታፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ዘይምህላዋን ኣብ ብልፅግና ኢትዮጵያ ዓብዩ ዕንቅፋት ኮይኑ ክቕፅል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ዘይምህላዋን ውስንነት ሎጂስቲክስን ኣብ ብልፅግና ኢትዮጵያ ዓብዩ ዕንቅፋት ኮይኑ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ሉኣላውነት" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ልቢ ኢኮኖሚ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንዱስትሪ ማኑፋክቸሪንግ ልቢ ኢኮኖሚ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ልኡላውነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ መሕትት እዩ ከምዚ ዝበሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕንበባ ኣንቢሮም mizan mekonen Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ጆሴፍ ንዩማ ቦአካይ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕንበባ ኣንቢሮም፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ሎሚ ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ጆሴፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ካብ ሓባራዊ ታሪኽ ፅንዓት ዝፍልፍል ንዘመናት ዝተሳገረ ርክብ ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ካብ ሓባራዊ ታሪኽ ፅንዓት ዝፍልፍል ንዘመናት ዝተሳገረ ርክብ ኣለዎም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፤ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ኣብ ብዙሕነታዊ መድረኻት ብሓባር ክሰርሓ ተሰማዕሚዐን mizan mekonen Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 6፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፖርቹጋል ፓውሎ ራንገል ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛትዮም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፤ ኣብቲ እዋን ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ነዊሕን…
ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስትዩትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ላይቤሪያ ሳራ ቤይሶሎው…
ስፓርት ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ mizan mekonen Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ 2018፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮንስሊግ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ መልሲ ሎሚ ምሸት ክጅምር እዩ። ሊቨርፑል ኣብ መይድኣ ንፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ኣብኣንፊልድ ሮድ ምሸት ሰዓት 4 ከተአንግድ እያ። ክልቲኦም ጉጅለታት ኣብ ፓርክ ደ ፕሪንስ ዝገበርዎ ፈላማይዙር ፀዋታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ስቕለት ኣብ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Apr 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ስቕለት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ብፀሎት፣ ስግደትን መዝሙርን ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልደት ማርያም ካቶሊካዊት ካቴድራል ቤተ ክርስቲያን ዝካየድ ኮይኑ፤ ሊቀ ጳጳሳት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ዑደት ኢትዮጵያ ዛዛሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም mizan mekonen Apr 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካን ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ዛዛሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…