ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ ኾይኑ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ እናኾነ መፂኡ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡
ኣብ 2025 ወለንታዊ ሕክምና ቻይና ግብረ ሰናይ ኣፍሪካ ልእኽቶን ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ወፍሪ ወለንታዊ ሕክምና…