Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካን ኢራንን ን45 መዓልታት ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ተደራደርቲ ኣሜሪካን ኢራንን ን45 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ንምብፃሕ ይዛተያ ኣለዋ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጀዲ ቫንስ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ኣባስ ኣራጋቺን ላዕለዋይ ኣዛዚ…

ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሃዩ ንዕውትነት ሃገራዊ ለውጢ ኣፍልጦ ዝህብ ድጋፍ ሰልፊ ተካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኤሊዳኣር ከተማ ሃዩ፣ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8 ዓመታት ኣመልኪቱ ንዝተረኸበ ዓወትን ውፅኢትን ኣፍልጦ ዝህብ ዓብዪ ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ ክፋላት…

ስትራቴጂ ልምዓት መንግስቲ ብምስዓብ ውልቀ ሴክተራት ብልዑል ተለዓዓነት ይሰርሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራቴጂ ልምዓት መንግስቲ ብምስዓብ ውልቀ ሴክተራት ብልዑል ቅልጣፈን ተለዓዓነትን ብሓባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ ውቁብን ፅቡቕን ተገይሩ ብ1…

ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ዝበፅሖ ኤፍ-15 ተዋጋኢ ፓይለት ብህይወት ረኺባቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ኣሜሪካ ኤፍ-15 ነፋሪት ጄት ብኢራን ድሕሪ ምውቃዓ ጠፊኡ ዝነበረ ፓይለት ብህይወት ከምዝረኸበቶ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ እቲ ፓይለትንምትራፍ ኣብ ዝተገበረ ወፍሪ ብኣሜሪካ ታሪክ ድፍረትን ቆራፅነትን ዝተመልኦ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ው ዊሁዓ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልተኣውን ዝምድናታት ምጥንኻር ኣብ…

ኣብ ለውጢ ዓመታት ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዲጂታል ዕብየት ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ለውጢ ዓመታት መንግስቲ ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ክፍቲ ብምዃኑ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ካብ ዝተብሃሉ ዕብየት ዲጂታል እቲ ሓደ ኣመዝጊቡ ኢሎም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ቴሌኮሙኒኬሽን መንግስቲ…

42 ሚኢታዊ ዝኸውን ናውቲ ሕክምና ብውሽጣዊ ምህርቲ ምሽፋን ተኻኢሉ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዝሒ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩ ናውቲታት ሕክምና ካብ 8 ናብ 42 ሚኢታዊ ምዕባይ ተኻኢሉ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። እተን ሚኒስትር 2ይ ኤግዚቢሽን ምፍራይ ፍርያት ሕክምናን 10ይ ኢትዮ ኸልዝ…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ትካላት ፀጥታን ደሕነትን ዋልታ ሰላም፣ ሓላዊ ብሄራዊ ክብርናን ረብሓናን እዮም። ሎሚ "ምውህሃድ ትካላት ፀጥታን ድሕነትን ንሃገራዊ ሰላምን ፀጥታን" ብዝብል መሪሕ ሃሳብ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራዊ ደሕነት ተሳቲፍና። ኣብ ዞባና ዝረኣዩ ዘለው ኩናት ሓድሕድ፣…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንኢራን ናብ ዘመነ እምኒ ክንመልሳ ኢና ክብሉ ኣጠንቂቆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንኢራን ናብ ዘመነ እምኒ ክንመልሳ ኢና ክብሉ፤ ወተሃደራዊ ሓይሊ ኢራን ሓደ ወተሃደር ፀላኢ ካብ መሬት ኢራን ብህይወት ኣይወፅእን ክብሉ ኣጠንቂቆም። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ብዛዕባ ኢራን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፤ እቲ…

መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ትኹረት ብዝሃቦ ምህርትን ኣፍራይነትን ምዕባይ ተኻኢሉ – ሚኒስትር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ትኹረት ዝሃቦ ምህርትን መፍረያይነትን ንምዕባይ ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ መርሃ ግብሪ 2018/19 ወፍሪ ልምዓት ዝራእቲ ቀውዒን ክረምትን ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ።…