Fana: At a Speed of Life!

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 118 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 118 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮነን ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፅዎ፤ ኢትዮጵያ…

ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኢንተርፕራይዛት 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ልዕሊ 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ ኢሉ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ። ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣይተ ሮቤል ኣሕመድ…

ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብውፅኢታዊነቱ ዓመታት ዘሕለፈ ትካል እዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ ጎንደር ከም ካልኦት ፍሉጣት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተወዳዳርነት ጥራሕ ዘይኮነስ ብብቕዓት እውን ዓመታት ዝተሳገረ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ትምህርቲ ኮራ ጡሽኔ። ዩኒቨርስቲ ጎንደር መምሃሪ ሆስፒታልን መበል 100 ዓመት ዝኽሪ…

ሃገር ብምርግጋዕ ንቀፃሊ ወለዶ ንምትሕልላፍ ግደ ትካላት ሃይማት ልዑል እዩ – ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ብምርግጋዕ ናብ ቀፃሊ ወለዶ ኣብ ምትሕልላፍን ግደ ትካላት ሃይማኖት ዓብዪ እዪ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ፡፡ "ሃይማኖት ንሰላምን ሓድነትን ምክብባርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ…

ጉዕዞ ጣናነሽ ፪ መርኣያ ዓቕሚ ፅንዓት፣ ቆራፅነትን ምውዳብን እዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዕዞ ጣናነሽ ፪ መርኣያ ዓቕሚ ፅንዓት፣ ቆራፅነትን ምውዳብን እዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ጣናነሽ ፪ ካብ ወደብ ዶራሌ ጅቡቲ ናብ ባህርዳር ዝተገበረ ጉዕዞ ፅንዓትን ቆራፅነትን…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ካብ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣጀንዳ ምእካብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ተጀሚሩ፡፡ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ምስ ግብፂ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኬንያ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ቦትስዋናን…

እቲ ሆስፒታል ሓምለዋይ ቅፅር ግቢን ምችው ፅርየትን ዘለዎ ከባቢ ፈጢሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሆስፒታል ኮምፕሬሄንሲቭ ሼኽ ሓሰን የበሬ ሓምለዋይ ቅፅር ግቢን ምችው ፅርየትን ከባቢ ፈጢሩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን201 ሺሕን 988 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን201 ሺሕን 988 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣይተ ዓብዱልፋታ የሱፍ ከምዝበልዎ፤ ኣፍረይቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 714 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል መርኣያ ኮይና – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 714 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል መርኣያ ኮይና ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ብብርኪ ሃገር ዝተዛዘመ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣመልኪቶም ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ…

ኢትዮጵያውነት መለለይኡ ዝሓሸ ተሊሙ ዝለዓለ ምዕዋት እዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውነት መለለይኡ ዝሓሸ ተሊሙ ዝለዓለ ምዕዋት እዩ ኢሉ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ ኢትዮጵያ መበቆል ጥንታዊ ስልጣነ፣ ቀንዲል ነፃነት ፀለምቲ ህዝቢታት ጥራሕ ኣይኮነትን፤ ኢትዮጵያ ንቀፃሊ ወለዶ እውን ዓዲ ተስፋ እያ። ኢትዮጵያዊያን…