ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ቡሩንዲ ተዛትየን mizan mekonen Apr 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ ፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ቡሩንዲ ኣንጀሊን ንድይሺሚዮን ተዛትየን። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ ቀዳማዊት እመቤት ቡሩንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓበን ኣፍሪካ እዩ – ፕሬዚዳንት ኤቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ mizan mekonen Apr 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ልኡላውነት ሃገሩ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ንኣፍሪካ ዘኹርዕ ሓይሊ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካን ኤቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ፡፡ ንዕላዊ ዑደት ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎት ሓሙስ ብዝተፈላለየ መንፈሳዊ ፍፃመታት ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Apr 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ፀሎት ሓሙስ ኣብ ካቴድራል ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ቅድስቲ ስላሴ ኢትዮጵያ ኣቦታት ሃማኖትን ምእመናንን ኣብ ዝተረኽብሉ ይካየድ ኣሎ። ፀሎት ሓሙስ 4ይ መዓልቲ ሰሙነ ሕማማት ሎሚ ዕለት ኣብ…
ቴክኖሎጂ ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተባህለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ኣብ ቴሌብር ኣጀሚሩ mizan mekonen Apr 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተብሃለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ብቴሌብር ኣጀሚሩ፡፡ እቲ ኩባንያ ምስ ኢንተርፕራይዝ ክፍሊት መገድታት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ሎሚ ዘመናዊ ዲጂታላዊ ስርዓተ ክፍሊት ተግባራዊ ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ንዕላዊ ዑደት ኣዲስ ኣበባ ኣትዩም mizan mekonen Apr 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ ኤቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ንዕላዊ ዑደት ኣዲስ ኣበባ ኣትዩም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ በፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈቶምን እቲ ቤት ፅሕፈት ዘዕብዮም ህፃነት መኣዲ ኣካፊሎም mizan mekonen Apr 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈቶምን እቲ ቤት ፅሕፈት ዘዕብዮም ህፃናት መኣዲ ኣካፊሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ንግሆ ንዝመፅእ በዓል ፋሲካ ኣብ ትሑት እቶት ዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ስፓርት ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም አግሊሉ mizan mekonen Apr 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት ፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናል ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ። ኣብ ሜክሲካዊት ክለብ እናተፃወተ ዝነበረ ራምሴ ኣብ 35 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ። እዚ ተፃዋታይ ንኣርሰናል፣ ጁቬንቱስ፣ ኖቲንግሃም ፎረስት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሃገር ሓሊፉ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ- ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል mizan mekonen Apr 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ለኸ ሓበሬታ ዝምራሕን ምክልኻል ገበናት ብምስፋሕ ካብ ሃገር ሓሊፉ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኮሚሽነር ጄኔራል ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፡፡ መበል 20 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ “ሓድነት ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሕልፈት ሂወት ኣምባሳደር ቆንጂት ሰነጊዮርጊስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ mizan mekonen Apr 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣፍሪካ ብሕልፈት ነበር ዲፕሎማት ኣምባሳደር ቆንጂት ሰነጊዮርጊስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣምባሳደር ቆንጂት ኣብ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ፈላሚት ኮይነን ዝነበራ ሂወተን ካብ ሃገር ብዝዘለለ ንኣህገሪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልየን mizan mekonen Apr 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ዲፕሎማት ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ብሕክምና ክርድኣ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልየን። ኣምባሳደር ቆንጂት ኣብ 1950ታት ኣብ ንኡስ ዕድሚኤን ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ተፀንቢረን ካብ ዴስክ ኦፊሰርነት ክሳብ…