ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ ኣጀንዳታቶም የጠናኽሩ ኣለው mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ መድረኽ ብሰለስተ ጉጅለታት ተኸፋፊሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኮሚሽን ሃራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ መዳርግቲ ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ክልተኣዊ ልምዓት ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛትየን mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ክልተኣዊ ልምዓት ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛትየን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነት ዝያዳ ንምጥንኻር ምስ ምክትል ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓዳሽ ኣድማስ ተስፋ እያ! mizan mekonen Apr 2, 2026 0 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ታሪኽ ኢትዮጵያ ብሓድሽ ትርጉምን ፅኑዕ ተወፋይነትን፣ ከምኡ እውን ንሃገርናን ህዝባን ሓድሽ ናይ ተስፋ ኣድማስ ዝፈንፀሐ ፍፃመ እዩ። እዛ መዓልቲ እዚኣ ንኢትዮጵያ ካብቲ ሒዝዋ ዝፀንሐ ዝተሓላለኸ ማሕበራውን ፖለቲካውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ለውጢ ንምድጋፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 8ይ ዓመት ዝኽሪ ሃገራዊ ለውጢ ኢትዮጵያ ንምኽባር ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ዝሳተፉ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ፤ ብ24 መጋቢት ዝተመዝገቡ ዓወታት ምሳልያዊ ጉዕዞን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ካብ ፌደራል ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ሽልማት ኣፍልጦ ተቐቢሉ mizan mekonen Mar 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 50 ዓመት ምምስራት እቲ በዓል እናኽበረ ዝርከብ ፌዴራል ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ናይ ኣፍልጦ ሽልማት ኣበርኪቱ። እቲ ናይ ኣፍልጦ ሽልማት ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ በዓል ወርቃዊ ኢዮቤልዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዓውዲ ንግዲ ግሁድ ለውጢ ክምዝገብ ኣኽኢሉ mizan mekonen Mar 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ንግዲ ግሁድ ለውጢ ንክዝገብ ኣኽኢሉ ኢሎም ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳር ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሃነፀ ማእኸል ንግዲ ጥሪት ሰመራ ካልኣይ ብርኪ ምምሕዳር እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ mizan mekonen Mar 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ ከባቢ ወረዳ የካ ክፍለ ከተማ 9 ኮተቤ 02 ተባሂሉ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወት ሓሊፉ፡፡ ዋና ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣንቆርጫ ናብ ላምበርት 18 ሰባት ፅዒና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢኳቶርያል ጊኒ ዘትዮም mizan mekonen Mar 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢኳቶርያል ጊኒ ቴዎዶሮ ኦቢያንግ ንጉሜ ዘትዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ካብ ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓስፊክን መራሕቲ ትካላት ምንግስቲ ጎና ጎኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ክንፈትሕ ኢና ዝብል መሪሕ ፃውዒት ዝተረኣየሉ ለውጢ ዘመን mizan mekonen Mar 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2010 ዓ.ም ሃገራዊ ለውጢታት ጋህዲ ምዃኑ ብዙሓት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዘፅንዑ ጉዳያት ተራእዮም፡፡ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዘይነበሩ ሓደሽቲ ልምድታት ተራእዮም እዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ፖለቲካዊ ሃዋህው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኹሉ ዝሓቁፍ ፖለቲካዊ ለውጢ ንፅኑዕ ሃገራዊ መሰረት mizan mekonen Mar 30, 2026 0 መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ሃገርና ካብ ዝነበረትሉ ሱር ዝሰደደ ፖለቲካዊ ቅልውላው ናብ ሙሉእ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምስግጋር ስልታዊ ፅንዓትን ዓወትን ተግባራዊ ገይሩ እዩ። ቀንዲ ዓወት ናይዚ ታሪኻዊ ምስግጋር ንዘመናት ኢትዮጵያ ዘሳቕያ ዝነበረ "ማእከላይን ወሰንን" ዝብል…