ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትልሚ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ንምስታፍ ተዳልያ እያ mizan mekonen Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 700 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ሃገራዊ ትልሚ ንምስታፍ ድልውቲ እያ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብቲ መዓልቲ ፈልሲ ብምትካል ሓድነትና፣ ቆራፅነትናን ፅንዓትናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኩባን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን mizan mekonen Jul 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኩባን ኣብ ዝተፈላለዩ ቁልፊ ጉዳያት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ጎና ጎኒ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ብስርዓት ምግቢ ዝረኸበቶ ውፅኢት ንዓለም ኣርእያ እያ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣብ ስርዓት ምግቢ ዘካየደቶም ተግባራትን ዝተባባዕ ውፅኢትን ንዓለም ኣርእያ እያ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር። እቶም ሚኒስትር እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ዝነኣድ እዩ – ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ mizan mekonen Jul 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ዝነኣድ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ዋና ፀሓፊ ብኣሳናዳኢነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዘሎ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሉዓላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ስግግር ስርዓት ምግቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ኣካይዳ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሉዓላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ግልፂ ስትራቴጂን ፖሊሲታትን ንምሕንፃፅ ስግግር ስርዓት ምግቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ኣካይዳ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማና እንሰርሓ ጥዑይ ወለዶ ንምህናፅ፣ ንክወርሳን ንከበልፅጋን እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jul 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ከተማና እንሰርሓ ጥዑይ ወለዶ ንምህናፅ፣ ንክወርሳን ንከበልፅጋን እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ካብ ዝሃነፆም 28 ፕሮጀክታት ጥዕና እቶም 22 ሎሚ ብምምራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ፌደራል በጀት ዓመት 2017 ገምጋም ስራሕቲ ፓርቲን ትልሚ 2018ን ዘተ የካይዱ ኣለው mizan mekonen Jul 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ትካላት ፌደራል ብልፅግና በጀት ዓመት 2017 ገምጋም ስራሕቲ ፓርቲን ትልሚ 2018ን መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ፡፡ ሎሚ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ኮሚቴ መተሓባበሪ ትካላት ፌዴራል፣ ምምሕዳር ትካላት ፌዴራል፣ ኣመራርሓ ክላስተር…
ስፓርት ቪክተር ጎከሬሽ ዝውውር ኣርሰናል ንምዝዛም ናብ ለንደን ክኸይድ እዩ mizan mekonen Jul 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ቪክተር ጎከሬሽ ምስ ስፖርቲንግ ንምፍራም ኣብ ስምምዕ ምብፅሑ ስዒቡ ተፃዋቲ ነቲ ዝውውር ንምዝዛም ፅባሕ ናብ ለንደን ከምዝኸይድ ተገሊፁ። ኣርሰናል ንወዲ 27 ዓመት ስዊድናዊ ኣጥቃዓይ 55 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፓውንድን ብቕዓትን እናተረኣየ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሩስያ መገደኛታት ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 49 ሰባት ሓሊፉ mizan mekonen Jul 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሩሲያ ምብራቓዊ ግዝኣት ኣሙር ዘጋጠመ ሓደጋ መገደኛታት ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 49 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ኣመራርሓ ግልጋሎት ሓደጋ ግዘ ሩሲያ ከምዝበልዎ÷ ሎሚ 49 ሰባት ኣሳፊራ እትጉዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ኣብ ሩሲያ ምብራቓዊ ክፍሊ ግዝኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣብ ከተማ ጎንደር ወለንታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም mizan mekonen Jul 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት ብምዃን ኣብ ከተማ ጎንደር ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ምድግጋፍ ዝፀንሐ ባህሊ ኢትዮጵያን እዩ ኢሎም። ብምዃኑ…