ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ግሪናዳ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ግሪናዳ ዲኮን ሚቼል ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ካሪቢያን ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ተቐቢሎምዎም። ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ሚያ ሞተሊ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ካሪብያን ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። ቀዳማይ ሚኒስትር ሚያ ሞተሊ ኣብ ኣለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀወታ ጎቤን ሺኖዬን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀወታ ጎቤን ሺኖዬን ብመሰረት ባህሊን ክብሪን ኦሮሞ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ጎቤን ሺኖዬን ናብ ብርሃን ሓጋይ ንምስግጋርን ወጋሕታ ፅድያት ንምቕባልን ብዝተፈላለየ መልክዕ ዝካየድ ባህላዊ ፀወታ እዩ። እቲ ፀወታ ናብ ሓዳር…
Uncategorized ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ኢትዮጵያውያን ክፍታሕ ዘለዎ ዕላማ እዩ – ኣይተ ዮናስ ታደሰ mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኦቪድ ግሩፕ ኣይተ ዮናስ ታደሰ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ኢትዮጵያውያን ክፍታሕ ዘለዎ ዕላማ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ÷ ኦቪድ ግሩፕ ፀገም ገዛውቲ ኣብ ውሱን ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምዝማን ኩለመዳያዊ ትካላት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕቲ ምዝማን ተጠናኺ ኩለመዳያዊ ትካላት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ዝተማልአ ኩለመዳያውን ግልጋሎት ምሃብ ዝኽእል ማእኸል ምሕዳስን ቆሬ ሜንተናንስን ተመሪቑ። ኣብቲ እዋን ፊልድ ማርሻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ፅንዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ፅንዓት ጳጉሜን 1 ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ፅኑዕ መሰረት ንብርትዕቲ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ። ሃገር ለኸ መዓልቲ ፅንዓት ተባሂሉ ዝተሰየመ እቲ ዕለት ሓላፊት ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ሊድያ ግርማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ባሃማስ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ባሃማስ ፊሊፕ ዳቪስ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካ ካሪብያን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ፅኑዕ መሰረት ብርትዕቲ ሃገር” mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ብደምን ኣዕፅምቲን ኣያታትና ፀኒዓ ዝነበረት ሃገርና ብልዑል ብርኪ ተሓፊራን ተኸቢራን ንክትቅፅል ኣብ ጉዕዞ ሓዱሽ ምዕራፍ ንርከብ። በቢእዋኑ ዘጋጠሙ ፈተናታት ብፅንዓት ምሕላፍ ሓዱሽ ታሪክ ዝሰርሑ ናይ ጀጋኑ ሃገር ፤ ኢትዮጵያ ። በቢታሪኩ ዝፍፀሙ ዓወታት ድማ በዓል ቤት እንትህልው ኢትዮጵያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል mizan mekonen Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክህትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክህሎትን (ኣይኤስኦ 9001-2015) ኣመራርሓ ፅርየት ብምፍፃም ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ዝረኸበ እንትኾ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ…