Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮን ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ትሕቲ ዕድመ 18ን 20 ኣትሌታክስ ሻምፒዮና ብ5 ሽሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ ኣላ። ትሕቲ ዕድመ 18 ብ5 ሺሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ፈፃመ ውድድር ስጉሚ ኣትሌት ህይወት ኣምባው ቀዳመይቲ ብምውፃእ…

ኣብ ቬይትናም ጃልባ ቱሪስት ዝበፅሐ ሓደጋ ሕይወት 37 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቬትናም ጃልባ ቱሪስት ብዝበፅሐ ሓደጋ ምግልባጣ ብውሕዱ ህይወት 37 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር እትርከብ መባፅሕ ቱሪስት ዝኾነት ሃ ሎንግ ቤይ እዩ ዘጋጠመ። መብዛሕትኦም ተሳፈርቲ ካብ ርእሰ ከተማ ሃኖይ ናብቲ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝካየዱ ውድድራት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ስፔን ማድሪድን ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደንን ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ንግስት ጌታቸው 1 ደቒቕን 57 ሰከንድ…

ጥዕንኡ ዝሓለወን ብኣካል ዝማዕበለን ኣመራርሓ ንዝሓለምናዩ ብልፅግና ወሳኒ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጥዕንኡ ዝሓለወን ብኣካል ዝማዕበለን ኣመራርሓ ንዝሓለምናዩ ብልፅግና ወሳኒ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ትማሊ ዝጀመረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 2017ን ዘተ ትልሚ 2018ን ምምሕዳር እታ ከተማ ሎሚ እውን ክቕፅል…

ምምስራት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዕብየት ክልል ሃረሪ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምስራት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ጉዕዞ ድሕሪት ብምግታዕ ዕብየት ክምዝገብ ኣኽኢሉ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ትሽዓተ ወረዳታት ዝተሃነፁ ቤት ፅሕፈታት እቲ ፓርቲ…

ጀርመን ንኢጋድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ደገፍ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ጀርመን ንበይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ እቲ ደገፍ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ከባቢ ኮሪደራት ልምዓት ዝካየዱ…

ኣብ ወረዳ ጉዳያ ቢላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉዳያ ቢላ ቀበሌ ኢፈ ቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሕይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ መስተ ዝፀዓነ ኤፍኤስኣር ተሸከርካሪ ካብ ዞባ ወለጋ ሆሮ ጉድሩ ናብ ከተማ ባኮ እንትጉዓዝ ብምግልባጡ እዩ፡፡ ብዝተፈጠረ…

ቤት ምኽሪ ኣዋጅ ግብሪ እቶት ፌደራል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኣዋጅ ግብሪ እቶት ፌደራል ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ዘትዩ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ህፁፅ ኣኼብኡ ነቲ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ብዙፋን ካሳሁን ስሉጥን…

መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ-ምግባርን መረፃ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ-ምግባርን መረፃ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ህፁፅ ኣኼባ ዘፅደቖ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ 26 ዓንቀፃት…

ልዑል ፍልጠት፣ ሃብትን ተመኩሮን ዝተረኽበሉ ግድብ ህዳሰ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ከይዲ ህንፀት ንኢትዮጵያ ዓብዪ ፍልጠት፣ ሃፍቲን ተመኩሮን ዘምፀአ ፕሮጀክት እዩ። ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህንፀት ብዕሊ ዝጀመረ ኣብ 24 መጋቢት 2003 ዓ.ም ልእሊ 12 ሽሕ ሰባት ዝተሳተፉ…