ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ንዶናሩማ ኣፈሪማቶ mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ 30 ሚሊን ዩሮ ወፃኢ ብምግባር ንጣሊያናዊ ሓላዊ ሽቶ ጂያንሉጂ ዶናሩማ ካብ ፒኤስጂ ምፋራማ ዕላዊ ገይራ። ዶናሩማ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሕ ኪንትራት ተፈራሪሙ፡፡ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝመፁ መዓልታት ጳጉሜን… mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ዕዉታት ስራሕቲን መፃኢ ሃገራዊ ትልሚታት ዝፍለጥሉ ኣብ መፃኢ መዓልቲ ጳጉሜን ዝተፈላለየ ኣስማት ተዋሂብዎም። ጳጉሜን-1 መዓልቲ ፅንዓት መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ መሰረት ድልዱል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለዶ ናይ ዘመናት ልምዓታዊ ሸቶኡ ዘዐወተሉ ግድብ ህዳሴ… mizan mekonen Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብርእሱ ዓቕሙን ማእገርን ናይ ዘመናት ሸቶ ልምዓት ኣብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ምዕዋት ክኢሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ከምዝበልዎ ፤ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ወለዶ እውን ዓብዩ ትርጉም ዝህብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልካል ገበን ፤ ብተግባር ገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምብራቅ ደቡብ ኣፍሪካ ምክልኻል ገበን ዝተረኸበ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ መበል 50 ጉባኤ ሓለፍቲ ስራሕ ጉጀለ ምክልኻል ገበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ሓላፊት ቤት ፅሕፈትን ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉዳያት ካቢኔ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሎምቢያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ mizan mekonen Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሎምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ። ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚደንት ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኮሎምቢያ መሪቖም ከፊቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ተፀባይነት ንምንጋፍ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት የምፅኡ ኣለው- ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ mizan mekonen Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሰራርሓ ሕርሻን ኣተሓራርሳ ብምዝማን ካብ ተፀባይነት ንምንጋፍ ዝተጀመሩ ተግባራት ኢንሼቲብ ዓውዲ ሕርሻ ርኡይ ውፅኢት እናምፅአ እዩ ኢሉ ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ በጀት ዓመት ገምጋም ኣፈፃፅማን 2017 ዓ.ም ትልሚ 2018…
ቢዝነስ ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ንምስግጋር … mizan mekonen Aug 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ናይ ምስግጋር ተግባር ተካይዱ ኢሉ፡፡ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳር "ብዝተሳለተ ንግዲ ናብ ዝጭበጥ ሃገራዊ ተስፋ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓውዲ ጉባኤ ኣካይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣዋልድ ዝኽበሩ ናይ ሓበራዊነት በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይና ሶለል… mizan mekonen Aug 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ኣብ ቀፃሊ ብዝያዳ ክብሩ ብዝሓለወ መልክዑ ንክኽበር ምሕላውን ምሕብሓብን ይግባእ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ናይ…
ስፓርት ኣብ ኣሎንሶ ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ኮኾብ ሮድሪጎ mizan mekonen Aug 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ኮኾብ ሮድሪጎ ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ሳንቲያጎ ቤርናባው ካብ ዝኣቱ ንደሓር ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ተፃዋታይ ኮይኑ። ተፃዋታይ ሮድሪጎ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ብካርሎ ኣንቸሎቲ እትምራሕ ስፔናዊ እናተመርሐ ኣብ ኣውሮፓ ሊግ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ mizan mekonen Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዓውድታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ዘሰልጠኖም 28 ካልኣይ ብርኪ ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣቢሎም ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሃገርና ዘትውፃእፅኡ እዮም።…