ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ በረድ ዝሓወሰ ከቢድ ህቦብላ ንፋስ ልዕሊ 5 ሽሕ በረራታት ተሰሪዙ mizan mekonen Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ባሕሪ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ በረድ ዝሓወሰ ከቢድ ህቦብላ ንፋስ ልዕሊ 5 ሽሕ በረራታት ተሰሪዙ፡፡ በዙይ ድማ ብሚሊየን ዝቑፀሩ ሰባት ምንግልታዕ እንተጋጥሞም ልዕሊ 5 ሽሕ በረራታት ምስራዙ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ…
ጥዕና ስርዓተ ምሕደራ ሓደጋታት ሕብረተሰብ ጥዕና ዘዘምን ኣሰራርሓ ዲጂታል ስርዓት ዕላዊ mizan mekonen Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ስርዓተ ምሕደራ ሓደጋታት ሕብረተሰብ ጥዕና ዘዘምን ኣሰራርሓ ዲጂታል ስርዓት ዕላዊ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ዶ/ር መሳይ ሃይሉ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዲጂታላዊ ስርዓት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዜጋታት ናብ ኣፍራይነት ዘሰጋገረ ፕሮጀክት … mizan mekonen Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ሴፍቲኔት ልምዓታዊ ከተማታትን ፕሮጀክት ስራሕ ዜጋታት ናብ ኣፍራይነት ኣሰጋጊሩ ኢሉ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ኣብ ቀዳሞት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልምዓት ሴፍቲኔት ከተማታትን ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር እዩ mizan mekonen Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 130 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ “ካብ ዘኹርዕ ታሪክ ናብ ድሙቕ ኣድማስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር እዩ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብዛዕባ ኣከባብራ እቲ በዓል ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ቦርድ ኣብ ዘካትዑ መረፃታት ክልላት ብዝምልከት ዝተመሓላለፈ ውሳነ ዕላዊ ገይሩ mizan mekonen Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ መንግስታት ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ኣካታዕቲ ዝኾኑ ክልላት መረፃ ብዝምልከት ዘመሓላለፍዎ ውሳነ ዕላዊ ገይሮም፡፡ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ግዘ ሰሌዳ ብዝምልከት…
ቴክኖሎጂ ድሕረ ክፍሊት ዓማዊል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ሒሳቦም ክፈልጥሉ ዝኽእሉ ኣሰራርሓ ኣብ ብርኪ ፈተነ ይርከብ mizan mekonen Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ድሕረ ክፍሊት ተረባሕቲ ዓማዊል ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ሒሳቦም ክፈልጥሉ ዝኽእሉ ኣሰራርሓ ብርኪ ፈተነ ኣጀሚሩ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ኣንዋር ኣብራር ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን…
ጥዕና ረብሓታት ጥዕና ፆም…. mizan mekonen Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሰዓብቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያን ብሰዓብቲ እስልምናን ልዑል ትኹረት ዝውሃም እዋን ፆም ንርከብ፡፡ ፆም ብብዙሓት ህዝብታት ዝካየድን ብፍላይ ኣብ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓት ልዑል ቦታ ዝውሃቦ ተግባር ከምዝኾነ ኣቦታት ሃይማኖት ይምህሩ፡፡…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን mizan mekonen Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤቨርተን ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 27 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 5 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ። ድሕሪ 4 ተኸታታሊ ዓወታት ማዕረ ውፅኢት ተፈላልያ ዘላ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ናይ ዓወት ክትምለስ ናብ ሜዳ ክትኣቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝኾነ ይኹን ግቡእ ድሉው ዝኾነ ጅግና፣ ብቑዕን ጥንኹርን ሰራዊት ተሃኒፁ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Feb 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ብሄርን ፖለቲካን ነፃ ዝኾነ ሰራዊት ተሃኒፁ ኢሎም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ኤታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይልታት ምክልኻል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ጦር ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤሊት ፎርስ እንሃንፅ ኩናትን ግብረሽበራን ከይፍጠር፣ እንተ ኣጋጢሙ ኣብ ሓፂር ግዜ ንምውዳእ እዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Feb 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኤሊት ፎርስ እንሃንፅ ኣብቲ ዞባ ኩናትን ግብረሽበራን ከይፍጠር፣ እንተድኣ ኣጋጢሙ ድማ ኣብ ሓፂር እዋን ንምውዳእ እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። መበል 65 ዓመት ምስረታ…