ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ኣብ ከተማ ጅማ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Aug 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1501 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ (መውሊድ) ኣብ ከተማ ጅማ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማ ጅማ ብዋናነት ኣብ ቅፅሪ ግቢ መድረሰቱል ኸይሪያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ኢማም መስጊድ ሙኒር ሼኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Aug 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፣ እዚ በዓል በዓል ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ሓድነትን ክኸውንይምነ ኢሎም። ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Aug 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንመበል 1501 ነብዩ መሓመድ (ሰዐወ) መውሊድ በዓል ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ እንኳዕ ንመበል 1501…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ mizan mekonen Aug 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ሎሚ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 11 ፍሉይ ቦታ ከባቢ ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ቤተክርስቲያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ካብቶም ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ ካልኦት ሰባት እውን…
ስፓርት ኣንፈት ውግእ ዝቕይር፤ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት mizan mekonen Aug 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብህዝባዊነቱ፣ ብስነ-ምግባሩን ሃገር ከይተደፈረት ብሓቦን ብቕዓትን ዓብዪ ታሪኽ ዝፀሓፈ ትካል ህዝቢ እዩ። እቲ ሰራዊት ሰላምን ድሕነትን ዜጋታት ከምኡውን ዶብን ሉዓላዊነትን ሃገር ብፅንዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእገር ኢትዮጵያ ዝኾነ ዘተኣማምን ሰራዊት ምክልኻል ተሃኒፁ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብእሙንነት ክሕሉ ዝኽእል ሰራዊት ምክልኻል ተሃኒፁ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፍሉይ ወፍሪ ማእከል እዚ መሰልጠኒ፣ ንመበል 45 ግዜ ዘሰልጠኖም “ፅንዓት ኮርስ መሰረታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ዓውዲ ፖለቲካ ካብ ስምዒት ተቓርኖ ወፂኡ ብመገዲ ቕርታ ንኽኸይድ መሰረት ዘንበረ እዩ -ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ዘተ ዓውዲ ፖለቲካ ካብ ስምዒት ተቓርኖ ወፂኡ ብመንገዲ ቕርታ ንኽኸይድ መሰረት ዘንበረ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ካብ ሓምለ 8 ቀን 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፀንሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ስነ ስርዓት መዕፀዊ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ዘላቒ ሰላም ብምስፋን ንኣፍሪካ ኣርኣያ ዝኸውን እዩ – ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ሃገራዊ ዘተ ዘላቒ ሰላም ንምስፋን ንኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን እዩ ኢሎም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ፍሉይ ልኡኽ ንቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ። ካብ መላእ ኢትዮጵያ ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ ዝተሳተፍሉ፣ ካብ ሓምለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ናይ ኣፍሪካ ጉዳያት ብኣፍሪካውያን ባዕሎም ናይ ምውሳን ዓቕሚ ዘርኣየ እዩ -ኡሁሩ ኬኒያታ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬኒያታ፣ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ዕዉት ሃገራዊ ዘተ ኣፍሪካውያን ንጉዳያቶም ባዕሎም ናይ ምውሳን ዓቕሚ ከም ዘለዎም ዘመልክት እዩ ኢሎም። ካብ መላእ ኢትዮጵያ ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ ዝተሳተፍዎ፣ ካብ ሓምለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ዝኾነ ይኹን ሰብ ከይተገለለ ድምፂ ኩሉ ክስማዕን ክኽበርን ብትኹረት ተሰሪሑ – ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሂሩት ገብረስላሴ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ፤ ዝኾነ ይኹን ክፋል ሕብረተሰብ ከይተገለለ፣ ድምፂ ኩሉ ክስማዕን ክኽበርን ብትኹረት ተሰሪሑ ኢለን ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ሂሩት ገብረስላሴ። ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ…