ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ሕርሻ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ mizan mekonen Jan 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ሕርሻ 2 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ የሳልጥ ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት ብዙሓት ሰባት ዘስእን ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ … mizan mekonen Jan 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ዓመት ህይወት ልዕሊ 3 ሽሕ ሰባት ኣስኢኑ አሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ይኽበር ኣሎ። ሚኒስትር ዲኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዚደንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑማር ጊሌን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓሙድን ኣቀባብላ ገይሮም mizan mekonen Jan 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዚደንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑማር ጊሌን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓሙድን ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም መራሕቲ ኣቀባብላ ዝገበሩ ሎሚ ንጉሆ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 17 ከተማ ለኸ ባህላዊ ፈስቲቫል ምስላጥ ጀሚሩ mizan mekonen Jan 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 17 ከተማ ለኸ ባህላዊ ፈስቲቫል “ባህልን ፈጠራውን ሞዛይክ ኣዲስ ኣበባ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኢግዚብሽን ማእኸል ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ mizan mekonen Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 90 ዓመት ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ። እቲ ክብረ በዓል ንምዕዋት እጃሞም ንዘወፈዩ ኣባላት ሰራዊት ሓይሊ ኣየርን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፍሉይ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ፡፡…
ቢዝነስ ሃፍቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንምግባር… mizan mekonen Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃብቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንክኾን ንምግባር ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ቱሪዝም። ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ዝተሳተፍዎ ሃገራዊ ሰሚናር ቱሪዝም ቡን ይሳለጥ ኣሎ። ፈፃሚ ስራሕ መስሕብ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ ስራሕ ባንኪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 14 ሚሊየን ዶላር ንክትስእን ብምግባር ዝተጠርጠረት ቻይናዊት ውልቀሰብ ክሲ ተመስሪቱላ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ብሔራዊ ባንኪ ፍቃድ ወፃኢ ዝኾነ ስራሕ ባንኪ ብምስራሕ ኢትዮጵያ ልዕሊ 14 ሚሊየን ዶላር ንክትስእን ብምግባር ዝተጠርጠረት ቻይናዊት ውልቀሰብ ክሲ ተመስሪቱላ። ሊንግ ቹንግ ዝተብሃለት ተከሳሲት ብዝተፈላለዮ ሃገራት ዝርከቡ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ትልምታት ልምዓት ንምእታው ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዳያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ትልምታት ልምዓት ውሽጢ ንምእታው ብስርዓት ንክመርሑ ስትራተጂካዊ ተግባራት ብትኹረት ይስርሑ ኣለው ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዓውዲ ለውጢ ከባቢ ኣየር ናይ 6 ወርሒ ገምጋም ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር እቶት ረኪቡ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍረሂወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ በጀት 2018 ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ ብዝምልከት መብራህርሂ ሂበን፡፡…
ቢዝነስ ብቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሳብ ሕዚ ብመተግበሪ ኣፕ ቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ ኢለን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮቴሌኮም ፍረህይወት ታምሩ፡፡ ፍረህይወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ ኣፈፃፅማ ፍርቂ ዓመት 2018 ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኦ…