ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን “ ዓርሰይ ንምክልኻል ዝፍፅሞ መጥቃዕትታት ኣጠናኺረ ክቕፅል እየ” ኢላ mizan mekonen Mar 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ነቲ ኲናት ደው ንምባል ምስ ኣሜሪካ ዝርርብ ምጅማራ ንምእማን ኣፀጋሚ እዩ ኢሎም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ኣባስ ኣራጋቺ ከምዝበልዎ፤ ቴህራን ብወገን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዙሓት ፕሮጀክትታት ልምዓት ይሰርሑ ኣለው – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Mar 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰላምን ምርግጋእን ክልል ኣምሓራ በብእዋኑ እናተመሓየሸ ብምምፅኡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዙሓት ስራሕቲታት ልምዓት ይሰርሑ ኣለው ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዚ ሰሙን ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት…
ቢዝነስ ብ48 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ 500 ሽሕ ዘመናዊ ቆፃሪታት ንምግጣም ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Mar 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብ48 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብብርኪ ሃገር 500 ሽሕ ቅድመ ክፍሊት ስማርት ቆፃሪታት ንነባሪታትን ሓዱሽ ዓማዊል ዘኽእል ፕሮጀክት ይትግበር ኣሎ። ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣንዋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ካብ ምዝማን ብዝሓለፈ ርኡይ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ የምፅእ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልምዓት ኮሪደር ከተማ ካብ ምዝማን ብዝሓለፈ ርኡይ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ረብሓ የምፅእ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)"ከተማ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ኢድን ኣእምሮን ከምኡ እውን ዓንዲ ሕቖ ሃገር እየን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መንግስቲ መደመር ከተማታት ከም ዓብዪ ማሕበራዊ መሰረት ይቑፀራ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) "ልምዓት ከተማ፣ ከተማነት፣ ክትመትን ልምዓት ኮሪደር ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ቃና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ኢራንን ብዝምልከት ዘርአይዎ ተፃራሪ ሓሳብን ዋጋ ነዳዲ ዳግማይ ምንሃርን… mizan mekonen Mar 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኩናት እስራኤልን ኣሜሪካን ኢራንን ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ሕዚ እውን እናተጠናኸረ ይኸይድ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ኲናት ብፍላይ ቀረብ ነዳድን ተፈጥሮኣዊ ዘይቲን ጋዝን ብምትእጉጓል ኣብ ኢኮኖሚ ሃገራት ኣሉታዊ ፅልዋ የሕድር ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ 30 ሚኢታዊት ዝኸውን መንግስቲ ናይ መጀመርታ ደገፍ ንውድባት ለቒቑ mizan mekonen Mar 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 30 ሚኢታዊ ዝኾነ መንግስቲ ፈለማ ንድጋፍ ውድባት ከምዝለቐቐ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ሎሚ መዓልቲ ብወረቐት ድምፂ ንዝተመዝገቡ ሕፁያትን ፖለቲካዊ ውድባትን ስነ-ስርዓት ሎሚ የካይድ ኣሎ። ኣማኻሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘ኒዒን ሌ ፓልም ሎጅ’ ንዓና ካብ ሓወልቲ ንላዕሊ እዩ – ኣቶ ኣወል ኣርባ mizan mekonen Mar 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ‘ኒዒን ሌ ፓልም ሎጅ’ ንዓና ካብ ሓወልቲ ንላዕሊ እዩ፤ ንህዝቢ ትርፊ ዘለዎን ዝጠቅምን እዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣካል ውጡን ገበታ ንወለዶ ዝኾነ ‘ኒዒን ሌ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢራን እናተኻደ ዝርከብ ወተሃደራዊ ወፍሪ … mizan mekonen Mar 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ወተሃደራዊ ወፍሪ ቀስ ብቀስ ከምዝካየድ ፕሬዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፍንጪ ሂቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምሸት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ኣሜሪካ ውግእ ዓቕሚ ኢራን ብምድኻም ነቲ ኲናት ከተብቅዕ ከም እትሓስብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቅልውላው ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ዘስዐበቶ ፅዕንቶ mizan mekonen Mar 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ኩናት ምንውሑ ንነፍሲ ወከፍ ክፋል ዓለም ክፀሉ ዝኽእል ስግኣት ኢኮኖሚ ስግኣት ይፈጥር ኣሎ። ኣብ ሳልሳይ ሰሙኑ ዝርከብ ኲናት ኣሜሪካን እስራኤልን ኢራንን ካብ ምዝሕሓል ብዝበለፀ እናገደደ ይኸይድ…