ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃዋሳ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ ስዒራ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 34 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 1 ብ 0 ስዒራ። ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርሲቲ ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ኣብ ዝተኻየደ ፀዋታ ቢንያም በላይ ንሃዋሳ ከተማ ናይ ዓወት ሸቶ ኣመዝጊቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዝበልዎ፤ ብዞባ፣ ክልልን ከተማታትን ዝተኻየዱ ዘተታት ዝቀፀለ ሎሚ ብብርኪ ፌዴራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መውፅኢ ፈተና 2017 ዓ.ም ምውሃብ ጀሚሩ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ሎሚ ዓመት ኣብ ዩኒቨርስቲታት ዝውሃብ ቅድመ ምርቃ መውፅኢ ፋተና ምሃብ ምጅማሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፈተና ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 10 ሰነ 2017 ዓ.ም ከምዝውሃብ መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ጉዳያት ኣካዳሚክ ኣብቲ ሚኒስቴር ኤባ ሚጀና (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ዘመኑ ዝጠልቦ ግልጋሎት ፅሩይ ዝስተ ማይ ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ዘመኑ ዝጠልቦ ግልጋሎት ፅሩይ ዝስተ ማይ ንክህሉ ብትኹረት እናተሰርሐ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፡፡ ቢሮታት ማይ ምምሕዳር ክልልን ከተማን ከምኡ እውን ኣመራርሓታት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብዝበለፀ ተበፃሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፅቲን ሕፁያት ብኦንላይ ምምዝጋብ ዝኽእልሉ ሶፍትዌር ተዳልዩ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሃገራዊ መረፃ መረፅቲን ሕፁያትኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ብኦንላይ ምምዝጋብ ዝኽእልሉ ሶፍትዌር ምምዕባሉ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ቦርድ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ መረፅቲ ይኹን ተወዳደርቲ ምምዝጋብ ዘኽእል ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፈጥራውን ታሪኻውን ቅርስታት ሰኒድካ ንቆልዑ ምምሃር ይግባእ – ወ/ሮ ሰላማዊት ካሳ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ መስሕባት ቱሪስት፣ ባህላዊ፣ ተፈጥራውን ታሪኻውን ቅርስታት ሰኒድካ ንቆልዑ ምምሃር ይግባእ ኢለን፡፡ ብምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ቱሪዝም ኦሮምያ ነጋ ወዳጆ ዝተፅሓፉ ክልተ መፃሕፍቲ ህፃናት ሎሚ ተመሪቖም። ኣብቲ…
ስፓርት ሲዳማ ቡና ንፈለማ እዋን ፅዋዕ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ተዓዊታ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ ብምስዓር 2017 ፅዋዕ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ምዃና ኣረጋጊፃ። ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ስዒራ። ሽቶታት ሲዳማ ቡና ብሃብታሙ ታደሰን መስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ተግባራት ኣብ ዓውድታት ባህልን ኪነ ጥበብን እናተሰርሑ ይርከቡ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ናይ ምቕራብ ተግባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ስፖርትን ነብዩ ባዩ፡፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ፅቡቕ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝሃንፁ ስነ-ጥበባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሃገርን ወለዶን እጃመን ልዑል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሃገርን ወለዶን እጃመን ልዑል እዩ ኢለን፡፡ ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ለኸ ደቂ ኣንስትዮ መዛዘሚ ዘተ "ግደ ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳያዊ ብልፅግና" ብዝብል መሪሕ…
ስፓርት መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበገሲን መብፅሒን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝገበረ መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ብውድድር ደቂ ተባዕትዮ ድማ ሌሊሳ ፉፋ ተዓዊቶም። ብውድድር ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ካብ ኢትዮ ኤሌክትሪክ…