Fana: At a Speed of Life!

ንኻልኦት ከተማታት መርኣያ ዝኾነ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንካልኦት ከተማታት ባህሊ ስራሕ ብምቕያር ምርኣያ ምዃኑ ተረጋጊፁ እዩ። ኣብ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ጠመተ ዝገበረ 2ይ መድረኽ ዘተ ጉባኤ ብምትሕብባር ከተማታት ኢትዮጵያ…

ኣብ ጅግጅጋ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሎሚ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ኣገልግሎት ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማል ሙስጠፌ መሓመድን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየድ እዩ። ቼልሲናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ተጓዒዛ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክትገጥም እያ እዚ ድማ 9 ሰዓት 30 ክካየድ እዩ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ሊግ…

ኣምባሳደር ሰላም ኮት ዲቫር ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ቼልሲ ዲዲየር ድሮግባ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ውሩይ ተፃዋታይ እንትኾን ነበር ኮኮብ ቼልሲ ዲዲየር ቬስ ድሮግባ ብ1978 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣቢጃን ኮትዲቫር ተወሊዱ። መብዛሕትኦም ዕዉታት ተፃወትቲ ፕሮፌሽናል ሂወቱ ኩዕሶ እግሪ ደንጉዩ ዝጀመረ ኣይቮሪያናዊ ዲዲየር ድሮግባ ኣብ መበል…

ዓይነት ደምን ስርዓት ኣመጋግባን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደም ወዲ ሰብ ኣብ ቀይሕ ደም ህዋሳት ዘለው ንጥረ ነገራት መሰረት ኤ (A) ፣ ቢ (B) ፣ ኤቢ (AB) ን ኦ (O) ተባሂሎም ኣብ ኣርባዕተ ይኽፈሉ፡፡ እንምገቦም ምግቢታት ምስሓቐቑ ብደምና ገይሩ ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሰውናትና ይሰራጮ፡፡ በዙይ…

ሸውዓተ ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ባህርዳር ስራሕ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ጥራሕ ሸውዓተ ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ባህርዳር ስራሕ ምጅማሮም ተሓቢሩ፡፡ ብሄራዊ ኣማኻሪ ኮሚቴ ኣፍራዩ ኢንዱስትሪ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምንቅስቃሳት ስራሕ ዑደት ይገብር ኣሎ።…

ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ ኢሎም ኣካቢ ዘፈር ኣወዳድባ ትካላት ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡ ንኣሰራርሓታት ኣወዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ውሽጣዊ ስርዓት…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንሓረስቶት ግልግሎት ልቓሕ ሕርሻ አጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንኣናእሽቱ ሓረስቶትን ዝተወደቡን ግልጋሎት ልቓሕ ሕርሻ ሎሚ አጀሚሩ። ኣብቲ ናይ ምጅማር መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዲኤታ መለስ መኮንን (ዶ/ር)፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖንን ከመኡ እውን ተወካሊን…

ሽማግለታት ዓዲ ንሓድነት ኢትዮጵያ ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሽማግለታት ዓዲ ንዘላቒ ህንፀት ስላምን ሓድነት ኢትዮጵያን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ፡፡ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሽምግለታት ዓዲ“ማሕበራዊ ፀጋታትና ንዘላቒ ሰላምን ሃገራዊ ሓድነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ብዛዕባ ምድላዋት ኮፕ 32 ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ምስ ኣቦ…