ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም፡፡
ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ዘካይዱ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኣኼባ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን…