Fana: At a Speed of Life!

ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሃገር ናይ ምልዋጥ ሰፊሕ ራእይ ዘለዎ ሃገራዊ ጅማሮ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሃገር ናይ ምልዋጥ ሰፊሕ ራእይ ዘለዎ ሃገራዊ ጅማሮ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዞባ ካንባታ ወረዳ ዙሪያ ኣዲሎ ቀበሌ ሃሚዶ ልምዓት ኮሪደር…

ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ኣብ ዓውዲ ፍርያት ሶላርን ኤክስፖርትን ክዋፈር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይናዊ ግሩፕ ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ንምስራሕ ናይ 100 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣይተ ሞቱማ ተመስገንን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሁዋጂያን ዛንግ…

መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝጠቅዕዎ ፅሑፍ ÷ሎሚ ኣብ…

ለውጢ ከባቢ ኣየር ፅዕንቶ መንቀሊ ስደት ከይኾን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ቀንዲ መንቀሊ ስደት እናኾነ ዝመፀ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ንምቅላስ ብምኽንያት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሰፊሕ ስራሕ እናሰርሐት እያ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ካብ ስደት ተመለስትን ስደተኛታትን ወ/ሮ ጠይባ ሓሰን…

ወለዶ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ክግንዘብ ንምኽኣል …

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምሁራን ሓዱሽ ወለዶ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ዘለዎ ግንዛበ ንምዕባይ ኣብ ስርዓት ትምህርቲ ክሕገዝ ኣለዎ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክፍሊ ምህንድስና ማይ ተመራማሪን መኮንን ኣያና (ፕ/ር) ማይ ህይወትን መባፅሕ ብልፅግናን…

ማሕበረሰብ ኣንቃሕቲን ፅዕንቶ ፈጠርቲን ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግዲኦም ክዋፅኡ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራት ምዕራፍ ዘተን ዝሳተፉ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበረሰብ ኣንቃሕቲ ወኪላት ኣጀንዳ ምትእኽኻብ መድረኽ ዘተ ተጀሚሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ዘገየ ኣስፋው ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ ÷ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኣዩ ዘይምርድዳእ…

ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ምትሕብባር ባሕርን ንግድን ምዕባይ ይግባእ – ኣምባሳደር ናሲቦቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ኣብ ኢትዮጵያ ሩስላን ናሲቦቭ ኣብ መንጎ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ምትሕብባር ባሕርን ንግድን ክዓቢ ይግባእ ኢሎም። ኣምባሳደር ናሲቦቭ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ኣዘርባጃን ወደብ ዘይብላ ሃገር ዋላ እኳ ተኾነት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 11 ሆቴላት በዓል ሓሙሽተ ደረጃ ኮኾብ ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣብ ዘካየዶ ደረጃ ምደባ ሽዱሽተ ሓደሽቲ ሆቴላት ሓዊሱ 40 ሆቴላት ኣብ ውሽጢ ደረጃ ኮኾብ ኣትዮም፡፡ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ደረጃ ኮኾብ ውሽጢ ዝነበሩ 15 ሆቴላት ድማ ብዝተፈለየ ምኽንያት ኮኾበን ተወሲዱዎም፡፡ ካብቶም ደረጃ…

ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 700 ዜጋታት ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ውሽጢ ዝነበሩ 700 ሰባት ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም ኢሉ፡፡ ውሃቢ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ሎሚ ሰሙናዊ መግለፂ ከምዝበልዎ÷ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…

ሰልጠንቲ ሰመር ካምፕ ፀገም ዝፈትሑ ምህዞታት ምስራሕ ክኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ሳይንስን ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነት (ኢንሳ) ኣብ ሰመር ካምፕ ስልጠና ዝወስዱ ሰገናት ፀገም ዝፈትሑ ምህዞታት ምስራሕ ክኢሎም። ሰልጠና ምርካቦም ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፤ ብዝረኸብዎ ስልጠና መጥቃዕቲ…