ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ mizan mekonen Sep 29, 2025 0 ኮሚቴ ፖሊሲ ገንዘብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ 15 መስከረም 2018 ዓ.ም ራብዓይ ኣኼባኡ ኣካይዱ። እቲ ኮሚቴ ፤ ኣብ ዝቕባበ ዋጋታት ኢትዮጵያ ፣ ፊስካል፣ ወፃኢ ኢኮኖሚ፣ ቀረብ ገንዘብን ፋይናንሳዊ ኣንፈታት፣ ሓፈሻዊ ቁጠባዊ ንጥፈታት፣ ከምኡ እውን ኣብ ውሽጣዊ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝረኣይ ዘሎ ዓለም…
ስፓርት ኣሰናል ንኒውካስልን ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ወሲዳ mizan mekonen Sep 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣሰናል ንኒውካስል ኒውካስል ዩናይትድ 2 ን 1 ስዒራታ። ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ተቐይሩ ዝኣተወ ሚኬል ሜሪኖን ጋብሬል ማጋሌሽን ኣመዝጊቦምወን። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ዙር ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኢትዮ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Sep 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ቀረብ ሎጂስቲክስ ንዞባዊ ምትእስሳር ንግዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2ይ ዋዕላ ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡትን ምትሕብባር ሎጂስቲክስ ንምዕባይ ዝዓለመ እንትኾን፤ ምክትል ፕሬዚዳንት…
ስፓርት ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ዛዚማ mizan mekonen Sep 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ዓውዲ መናእሰይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ ብምዃን ዛዚማ፡፡ እቲ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብኣሰናዳእነት ሩዋንዳ እናተካየደ ይርከብ፡፡ ኢትዮጵያዊት ፅጌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Sep 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታውን ባህላውን ስነ-ስርዓት ብዓብዩ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ትማሊ በዓል መስቀል ብዓብዩ ድምቀትን ብስነ-ስርዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ዘትዮም mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዓለም ለኸ ኣቶሚክ ፎረም ጎና ጎኒ ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ዘትዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን ንምስታፍ ሩሲያ ኣትዮም mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን ንምስታፍ ሩሲያ ኣትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን (World Atomic Week) ንምስታፍ ሩሲያ ምእታዎም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት…
ቴክኖሎጂ ሄቨን-1 ዝተባህለት ፈላማይ ውልቃዊ ጣቢያ ህዋ ክጅመር እዩ mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓለምና ፈላማይ ዝኾነ ሄቨን-1 ዝተብሃለ ጣቢያ ህዋ ክጅመር እዩ። ንዝሓለፉ 25 ዓመታት ኣብ ዙርያ መሬት ዝርከቡ ዓለም ለኸ ጣቢያ ህዋ (ISS) ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ግልጋሎት ምሃብ ደው ዘብል እንትኾን፤ እቲ ግዜ እናቐረበ ምኻዱ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ምችው ሃዋህው ብምፍጣር ተመራፂ መባፅሕ ኢንቨስትመንት ኮይና ኣላ mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዳስትሪ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ምችው ስነ ምህዳር ብምፍጣር ተመራፂት ኢንቨስትመንት ኮይና ኢሎም ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለቤል። እቶም ሚኒስትር ብሚኒስትር ኢንዳስትሪን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ቻይና ሊ ሊቸንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝኽበሩ በዓላት ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓታት ፀጥታ ዘትዮም mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣመራርሓታት ፀጥታ ፌዴራል፣ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ኣብ ወርሒ መስከረም ዝኽበሩ በዓላት ዙርያ ዘትዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…