Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ኬንያ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ጉጅለ ልኡኾምን ሎሚ ንጉሆ ናብ ኬንያ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 24 ዕዳጋ ምብራቅን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ጉባኤ መራሕቲ ንምስታፍ እዮም ናይሮቢ…

ሓይሊ ኣየር ዘሰልጠኖም መሰረታዊ ወታደራት የምርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ነቲ ኣካዳሚ ዘሰልጠኖም መሰረታዊን ወታደራት የምርቕ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ምስ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም።…

ሕድሕድ ዕላማ ዓወት ብርኸ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕድሕድ ዕላማ ዓወት ተደሚሩ ብርኸ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እምነ ኩርናዕ ፋብሪካ መዳበርያ ዩርያን መፃረዪ ነዳዲ ጎዴን ስዒቡ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ምቁፅፃር መድሓኒት ትካል ጥዕና ዓለም 3ይ ብርኪ መረጋገፂ ብቕዓት ምርካባ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ምቁፅፃር መድሓኒት ትካል ጥዕና ዓለም 3ይ ብርኪ መረጋገፂ (ማቹሪቲ ሌቭል ስሪ) ምዕዋታ ዘርፈ ብዙሕ ረብሓታት ኣለዎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕናን በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያን ብብርኪ ዓለም ተቆፃፀርቲ መድሓኒት ሃገራት ምደባ…

ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ልምዓት ዝሃበቶ ትኹረት ኩለመዳያዊ ብልፅግና መሰረት ትገብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ልምዓት ዝሃበቶ ትኹረት ኩለመዳያዊ ብልፅግና መሰረት ትገብር ኣላ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፡፡ መንግስቲ ኢትዮጵያን ብባንኪ ዓለምን ብሓባር ዘዳለዎ ሰብ ሃፍቲ ልምዓት ፎረም ኢትዮጵያ 2025…

ብመንግስቲ ፓኪስታን ምስናጋና ዝቐረበሎም ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ርክብ ፓኪስታንን ኢትዮጵያን ንምጥንኻር ብዝገበርዎ ኣበርክቶ ብመንግስቲ ፓኪስታን ምስጋና ቀሪቡሎም። ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፕሬዚዳንት…

ኣብ ህንፀት ቦታ መወፃፅኢ ዝበፅሐ ሓደጋ ምድርማስ መንግስቲ ሓዘኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ምምሕዳር ከተማ ኣረርቲ ኣብ ዝርከብ ቤተክርስትያን ኣረርቲ ማርያም ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ቦታ ህንፀት ህይወት ብዙሓት ሰባት ሓሊፉ። ግልጋሎት ኮምዩኒኬሽን መንግስቲ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ን ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ኣትዮም። ኣብቲ ዑደቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን ሓላፊ ማእኸል…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣረጋውያን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ኣረጋውያን ኣብ ዓለም ንመበል 35 ግዜን ኣብ ሃገርና ድማ ንመበል 34 ግዜን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል "ድሕነት ኣረጋውያን ናይ ምሕላው ሓላፍነትና ንዋፃእ" ብዝብል መሪሕ ሓሰብ እናተኸበረ ይርከብ።…

ዝሓሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ዝሓሸ ምህርቲ ዘምፅኡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይሰራሕ ኣሎ ኢሉ። ማእከል ምርምር ሕርሻ ቁሉምሳ ኣብቲ ኢንስቲትዩት ካብ ኣውስትራልያ ብዝመፁ ክኢላታት ዑደት ኣካይዶም። ዳይሬክተር…