ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተቐቢሩ ዝፀንሐ ዓወት ዓድዋ ዳግማይ ብኹርዓት ክጥጥዕ ኣኽኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንልዕሊ ሓደ ዘመን ተቐቢሩ ዝፀንሐ ዓወት ዓድዋ ዳግም ክጥጥዕ ኣኽኢሉና እዩ ኢለን ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ከንቲባ ኣዳነች ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምስ ስራዊት ምክልኻል፣ ሚኒስትሪ ባህልን…