ህዝቢ ትግራይ ብዘይሕጋዊ ህወሓት ዝበፅሖ ግፍዒ ንምንጋፍ ቃልሱ ከጠናኽር ይግባእ – ኣይተ ጠዓመ ዓረዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሕ ግፍዒን መከራን ንምንጋፍ ህዝቢ ዝጀመሮ ቃልሲ ኣጠናኺሩ ብምቕፃል ተሓታትነት ክሰፍን ክገብር ይግባእ ኢሎም ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ስምረትን ምክትል ሓላፊ ሚድያን ኮሙኒኬሽንን ኣይተ…