ብመሳርሒ ኩናት ምዝርራብ ድሕሪ ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያ ታሪክ ጥራሕ ኮይኑ ክተርፍ እዩ -መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመሳርሒ ኩናት ምዝርራብ ድሕሪ ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያ ታሪክ ጥራሕ ኮይኑ ክተርፍ እዩ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)።
ካብ መላእ ሃገር ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ ካብ ሓምለ 8/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ን46…