Fana: At a Speed of Life!

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት 46 ዊልቼራት ንጉዱኣት ኣካል ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝነብሩ ጉዱኣት ኣካል ንዝተቃልዑ ቆልዑን ዓበይትን 46 ዊልቼራት ኣበርኪቱ።‎ እቲ ደገፍ ጉድኣት ንዝገጠሞም ካብ ገዛ ወፂኦም ንምንቅስቓስ ይኹን ናብ ቤት ትምህርቲ ክኸዱ ዘይኽእሉ ፀገም…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኢዮቤልዩ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ዑደት ምግባሮም ገሊፆም፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ኢንስቲትዩት ካብ መሬት ክሳብ ህዋ ዘለው መረዳእታታት ብምትንታን ስራሕቲ ምርምር ዘካይድ ትካል ምዃኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ካብ ጎንደር ናብ ባህርዳር 18 ሰባት ፅዒና ትጉዓዝ ዝነበረት ሚኒባስ ኣብ ጥቓ ንኡስ ጣብያ ይፋግ ምስ ደው ኢላ ዝነበረት ኤፍ ኤስ ኣር መኪና ብምግጫዋ እቲ…

ኣብ 24 ትካላት ዝተሃነፁ ስማርት ኮሙኒኬሽን ክፍሊታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ 10 ትካላት ፌደራል፣ ኣብ 12 ርእሰ ምምሕዳራት ክልላትን ክልተ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ከተማን ዝተሃነፁ 24 ስማርት ኮሙኒኬሽን ክፍልታት ሎሚ ኣመሪቑ። እቲ ሚኒስቴር ኩሎም ስማርት ክፍልታት ሎሚ ብተመሳሳሊ…

እኹል ቀረብ ፍርያት እንቋቑሖ ንኽህሉ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘጋጠመ ወሰኽ ዋጋ እንቋቑሖ ንምርግጋዕ ኣብ ዕዳጋ ሰንበት እኹል ቀረብ ፍርያት እንቋቑሖ ንኽህሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘካየዶ መፅናዕቲ ዕዳጋ ሓደ እንቋቑሖ ካብ 20 ክሳብ 21 ብር…

ሓደጋታት ብርእሰ ዓቕሚ ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ዘደልዮም ክፋላት ሕብረተሰብ 86 ሚኢታዊ ንኽንኪ ምግባሩ ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ስራሕ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኮሚሽነር ኣምባሳደር ሽፈራው ተኽለ ማርያም (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ኣብ 2018 ዓ.ም ኣብታ ሃገር…

ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኽብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ሻምፒዮን ዝኾነት ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኸብር ኣላ፡፡ ክለብ መርሲሳይዱ ሊቨርፑል ኣብ ኣንፊልድ ጎዳናታት ብምዝውዋር ምስ ደገፍታ ኣብ መበል 20 ፅዋዕ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ዓወታ…

መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 31 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረን 2 ብ 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። መቐለ 70 እንደርታ ናይ ምስዓር ሸቶታት ብቦና ዓሊን ያሬድ ብርሃኑን እንተመዝግቡ÷ ስዕረት ንስሑል ሽረ ካብ ስዕረት ዘየናገፈት…

ስራሕቲ ምምሕያሽ ፅርየት ቡን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ክልላት ሓዊሱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውህሃድ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ምስ ተዋሳእትን መዳርግቲ ኣካላትን መድረኽ ምንቅስቓስ እናካየደ ምዃኑ ምክትል ዋና…