Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን እቲ ሊግ ክፃወታ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕጫ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ሎሚ ተሳሊጡ። በዚ ድማ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን ክካየድ እዩ። ብካሊእ ወገን ድማ ናይ ዓሚ ሰዓራይ ኢትዮጵያ መድን ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ምስ…

ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ዝመሓላለፉ ጉዳያት ኣፈላላይ ክህሉ ኣይግባእን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከም ዓወት ዓድዋ ዝኣመሰሉ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ዝመሓላለፉ ጉዳያት ኣፈላላይ ክህሉ ኣይግባእን ኢሎም ተናሓናሕቲ ውድባት ፖለቲካ። ዜጋታት ኢትዮጵያ ፓርቲ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ም/መራሒ ኣይተ ዮውሃንስ መኮነን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…

ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ብሰላም ተገላጊላ። ወ/ሮ ኣስቴር ተረፈ ነባሪት ከተማ ነቀምቴ እንትትኾን፤ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ሓንቲ ጓል ወሊዳ ነይራ። ሕዚ ድማ ኣብ ሆስፒታል…

ብዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብዘተኣማምን ብቕዓት ክዋፃእ ዝኽእል ጠንካራ ሰራዊት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ረብሓን ሉኣላውነትን ኢትዮጵያ ብምሕላው ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብዘተኣማምን ብቕዓት ክፍፅም ዝኽእል ጠንካራ ሰራዊት ተሃኒፁ ኢሎም ጀነራል መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል። ሓላፊ ዋና መምርሒ ኣመራርሓ ሃፍቲ ሰብ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄነራል…

ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ብሰላም ተገላጊላ። ወ/ሮ ኣስቴር ተረፈ ነባሪት ከተማ ነቀምቴ እንትትኾን፤ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ሓንቲ ጓል ወሊዳ ነይራ። ሕዚ ድማ ኣብ ሆስፒታል ኮንፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ዩኒቨርሲቲ…

ኣብ ድሬዳዋ ኣገልግሎት ስራሕ መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንኣገልግሎት ማእኸል ድሬ-መሶብ ሓደ ማእኸል መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰን ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ከድር ጁሃር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ወላይታ ሶዶ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ዝተሃነፀ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ሎሚ ተመሪቑ። ግልጋሎት መውሀቢ መሶብ ሓደ ማእከል ርእሰ ምምሕዳር ጥላሁን ከበደ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ሓደ ናሕሲ ኣርባዕተ…

ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ጥቅምቲ ካልኣይ ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ እቲ ውድድር…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ንድኹማት ዓቕሚ ዝሃነፆም መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብምምሕዳር ወንዶገነት ንድኹማት ዓቕሚ ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ኣብ እዋን ምትሕልላፍ ኣባይቲ ከምዝበልዎ፤ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ካብ ትካላዊ…

ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት መበል 80 ሓፈሻዊ ኣኼባ እናተሳተፉ ዘለው ፕሬዚዳንት…