Fana: At a Speed of Life!

ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትግበራ ሴክተር ልምዓት ፋይናንስን ኢንሹራንስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትግበራ ሴክተር ልምዓት ፋይናንስን ኢንሹራንስን እናካየደት ምዃና ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ ገሊፆም። መበል 51 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ትካል ኢንሹራንስ ኣፍሪካን ሓፈሻዊ ኣኼባን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…

ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ፃውዒት ሓርበኝነት እዩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ፃውዒት ዓወት ሓርበኝነት ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ገሊፁ፡፡ ህንፀት ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ስግኣትን ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ምንቅስቓስ ስትራቴጂክ ማዕቀፍ ትግበራ ንፌዴራል፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጣልያን ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ጉጅለ ልኡኾምን ሮም ጣሊያን ኣትዮም። ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጂዮርጂያ ሜሎኒ ከምዝዛተዮ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

ውድድር ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ሎሚ ብዝተካየዱ መርሃ ግብሪታት ፍፃመ ረኺቡ፡፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ማንቼስ ሲቲ፣ቼልሲ፣ ኣርሰናልን ማንቸተስተር ዩናይትድን እንትዕወት ሰዓርቲ እቲ ፕሪምየር ሊግ ሊቨርፑል ምስ ክሪስታል ፓላስ…

ሩሲያና ዩክሬን ልዑል ዝተብሃለ ልውውጥ እሱራት ሰራዊት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያና ዩክሬን ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሰሙናት ልዑል ዝተብሃለ ልውውጥ እሱራት ሰራዊት ምክየደን ተገሊፁ፡፡ እቲ ልውውጥ እሱራት ሰራዊት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ብዝተገበረ ቀጥታዊ ዘተ ክልቲአን ሃገራትን ምይይጥን ድሕሪ ምክያድ ስምምዕነት ዝተፈፀመ…

ኣዳማ ከተማ ንንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ መበል 31 ሰሙን ኣዳማ ከተማ ንባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ኣብ ስታድዩም ሳይንስን ቴክኖሎጅን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣዳማ ከተማ ነቢል ኑሪ ዘመዝገባ ሸቶታት ሰለስተ ነጥቢ…

ጉድለታት ፈፀምቲን ነጋዶን ብምትሕብባር ንምእራም ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ተረዳዲእና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሓድሓደ ፈፀምቲን ነጋዶን ዝረኣዩ ጉድለታት ሰነ ምግባር ብምትሕብባር ንእራም ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ምርድዳእ ምብፅሑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ…

ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝግበሩ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ንሰላም ልዑል እጃም ገይሮም – ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ትሕቲ ማዕቀፍ ቀጣናዊ ትካላት ዝግበሩ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ንዝርግሐ ሰላም ልዑል እጃም ገይሮም ክብሉ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸሉ መበል 62 ዓመት ኣመልኪቶም…

ዣቢ ኣሎንሶ ብዕሊ ኣሰልጣኒ ሪያል ማድሪድ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊውን ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ናይታ ክለብ ኣሰልጣኒ ገይሩ ምሻሙ ኣፍሊጣ። ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ብመሰረት ስምምዕነት ጣሊያናዊ ካርሎ ኣንቸሎቲ ብምትካእ ኣብ 2028 ከ.ም.ኣ ሪያል ማድሪድ ንምስልጣን ፈሪሙ።

ኣብ ቦቆጂ ጉያ 12 ኪ.ሜ ኣትሌት መሰረት ጣፋን ስዮም ድሪባን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ራብዓይ ኣብ ቦቆጂ ‘ኢትዮጵያ ክፈልጠኪ’ ጉያ 12 ኪ.ሜ ውድድር ሎሚ እንትካየድ ኣትሌት መሰረት ጣፋን ስዮም ድሪባን ተዓዊቶም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ውድድር ሚኒስተር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።…