Fana: At a Speed of Life!

5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ብሬሚታንስ ናብ ሃገር ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት ትሽዓተ ኣዋርሕ ናይዚ ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ብሬሚታንስ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ተላኢኹ ኢሉ ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ትልሚ እቲ ግልግሎት ወንድወሰን ተረፈ ንፋና ዲጂታል ከምዝበለዎ÷ ኩለመዳያዊ…

እቲ ኣዋጅ ምስ ዓለም ለኸ ሕግታት ዝተጠዓዓመ እዩ- ግልጋሎት ደሕንነት ፋይናንስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ወይ ድማ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲሉ ምቕራብን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ንምቁፅፃርን ንምክልኻልን ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ገበን ንምቁፅፃርን ዘኽእል ከምኡ እውን ምስ ዓለም ለኸ ሕግታት ዝተጠዓዓመ እዩ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሓደሽቲን መስፋሕፍሒን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መስርሒ ቦታ ቁልፊ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሓደሽቲን መስፋሕፍሒን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መስርሒ ቦታ ቁልፊ ኣረኪበን፡፡ እተን ከንቲባ ንማሕበረሰብ ንግዲን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ዘዛተናሉ እዋን ኣብ ዘቕረብዎ ሕቶ መሰረት ምላሽ…

ተግባራዊ እናተገበረ ዝርከብ ሪፎርም ንዓማዊል ፅርየት ዘለዎ ግልጋሎት ንምሃብ ዘኽእል እዩ – እቲ ግልጋሎት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናተገበረ ዝርከብ ሪፎርም ንዓማዊል ፅርየት ዘለዎ ግልጋሎት ንምሃብ ዘኽእል እዩ ኢሉ፡፡ እቲ ግልጋሎት ዝገበሮ ፖሊሲን ምምሕያሽ ኣሰራርሓ ስራሕ ኣመልኪቱ ምስ ተወከልቲ መራኸብቲ ሓፋሻት ዘተ ገይሩ፡፡…

ዝተማልአ ነፃነት ዕብየት ኢኮኖሚ ባህሊ ስራሕ ንምዕባይ ቁልፊ ጉዳይ እዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተማልአ ነፃነት ዕብየት ኢኮኖሚ ባህሊ ስራሕ ንምዕባይ ቁልፊ ጉዳይ እዩ ኢለን ሚኒስትር ክእለት ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል፡፡ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትሪ ስራሕን ክእለትን ብምትሕብባር "ባህሊ ስራሕን ኣፍራይነትን ንልኡላውነት ሃገር" ብዝብል…

7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና፣ ጀርመን፣ ህንዲ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ቱርኪን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሓዊሱ 14 ሃገራት ዝሳተፍሉ 7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊንየም ኣዳራሽ ምክያድ ጀሚሩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሰነ 2017 ዓ.ም ዝካየድ…

ካብ ወፃኢ ንግዲ 7 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 11 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ ረኺባ፡፡ ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ትልሚ 11 ኣዋርሕ ሪፖርት እቲ ትካል ሎሚ ናብ ቤት ምኽሪ…

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ጉባኤ ምምሕዳር ግልጋሎት መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 10ይ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ጉባኤ ምምሕዳር ግልጋሎት መንግስቲ ካብ ቀዳም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይለ (ዶ/ር) ነቲ ጉባኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ጉባኤ ምምሕዳርን…

ኢራንን እስራኤልን መጥቃዕቲ  ምፍፃሞም ቀፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እናተጋደደ ዝመፀ ቅልውላው ማእኸላይ ምብራቕ ኢራን ኣብ ደቡባዊ እስራኤል እትርከብ ከተማ ቢርሼባ ብሚሳይል ጥቕዓት ፈፂማ። በቲ መጥቃዕቲ ኣብታ ከተማ ዝርከብ ሆስፒታል ሶሮካ ዕላማ ምግባሩ እወገን እስራኤል ዝተገለፀ እንትኾን፤ ኣብ ልዕሊ 30 ሰባት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንህፃናት ኩለመዳያዊ ዕብየት ትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህፃናት ኩለመዳያዊ ዕብየት ትኹረት ተዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ኮንፈረንስ ሓለዋ ህፃናት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ…