Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ናይ ምውዳብ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ኣዲስ ኣባበባ ብዓቕሚ ሰብን ዘመኑ ዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ናይ ምውዳብ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ከንቲባ ኣዳነ ኣቤቤ ገሊፀን። መዓልቲ ሓደጋን ሓዊን “ካብ ሓደጋ ስግኣት ዝተሓለወ ልምዓት ከተማ ዝኽፈል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዶ/ር) ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ቅርሲ ኣብ ምሕላው ባህላዊን ዓለም ለኸ ዋጋ ዘመላኸተን ንኢትዮጵያ ትርጉም ዘለዎ ትምህርቲ ዝሃበ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ልኡኽ ብሓባር ብምዃን ንዕላዊ ዑደት ሎሚ ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፓሪስ እንትበፅሑ ብብሄራዊ ሓይሊ…

ኣብቲ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን ርኡይ ለውጢ የምፅኡ ኣለው – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን ርኡይ ለውጢ እናምፅኡ ምዃኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ “ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትራንሰፖርትን ሎጅስቲክስን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተወከልቲ…

ኣብ ካሊፎርንያ ንእሽተይ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርንያ ሳን ዲዬጎ መንበሪ መንደር ብምኽንያት ጭጋግ ኩነታት ኣየር ንእሽተይ አውሮፕላን ተሓምሺሻ። እታ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን 15 ኣባይቲን ብዙሓት መካይንን ብሓዊ ንክቃፀሉ ምግባሩ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ኣፍሊጦም፡፡…

ንዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምትሕብባር ገሊፁ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን እቲ ቤት ፅሕፈት ሰለሞን ዳኒኤል…

ኣዋሽ ሚድሮክ መፍረዩ እታዎት ኮትድ ካልሺየም ካርቦኔት ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር ኣዋሽ 7 ኪሎ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ምፍራይ ኣዋሽ ኮትድ ካልሺየም ካርቦኔት ከይዲ ፈላማይ ምዕራፍ ፕሮግራም መርሃ ግብሪ ምጅማር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቨስትመንት…

መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ትኹረት ብምሃብ ሓደሽቲ ቅርስታትን ታሪኻዊ ቦታታትን ኣልሚዑ- ወ/ሮ ሰላማት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ትኹረት ብምሃብ ሓደሽቲ ቅርስታትን ታሪኻዊ ቦታታትን ምልምዑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላሚት ካሳ ገሊፀን፡፡ ካልኣይ ጉባኤ ምርምር ቅርሲን ኣውስትራሎፒተከስ ኣፋረንሲስ (ሉሲ ወይ ድማ ድንቅነሽ) ዓፅሚ ዝተረኸበሉ መዘከርታ…

በሪ ባሕሪ ብዝምልከት ዝልዓል ሕቶ ብትኹረት ክስራሕ ይግባእ- ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዳይ በሪ ባህሪ ብዝምልከት ዝልዓል ሕቶ ከይተዘሓሓለ ብትኹረት ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም፡፡ ዓለም ለኸ ርክብ ተመራማሪ ጌትዮ ትርፌ መንግስቲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኣጀንዳ ተገይሩ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ዓበይቲ…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ብምፍራሙ ዝጥዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ጎንፂ ንኽፋጠር ድልየት ኣለዎም- ዋና ተደራደርቲ ፕሪቶሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብምፍራሙን ህይወት ሰብ ብምትራፉ ዝተጠዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ሕዚ እውን ጎንፂ ንኽፍጠር ድልየት ከምዘለዎም ዋና ተደራደርቲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዘተ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዋና ተደራደርቲ ዝነበሩ…