Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 9 መስከረም ጀሚሩ ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት:- 1. እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) - ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ 2. ወ/ሮ እናታለም መለስ - ብሚኒስትር መዓርግ…

በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም 24ን 25ን መስከረም ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ሎሚ ዓመት በዓል ኢሬቻ መስከረም 24 ኣብ ሆራ ፊንፊኔ 25 መስከረም 2018 ድማ ኣብ ሆራ ሃርሰዲ ክኽበር እዩ። ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷ በዓል ኢሬቻ ናይ ምስጋና፣ ሓድነት፣ ፍቕርን ዕርቂን…

ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ ኢትዮ ቴሌኮምን ግልጋሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያን ስማርት ዲጂታል ምፍትሒ ቀረብ ሰንሰለት ጥዕና ንምትግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።…

ሰለስተ ኢትዮጵያውያን 5 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ናብ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 20 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍፃመ ሓሊፈን። በቲ ርሕቀት ዝተወከሉ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ መዲና ዒሳን ፋንታየ በላይነን ናብ ፍፃመ ዝበፅሓ እንትኾና፤ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ድማ…

ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ብፍትሓዊነት ንምብፃሕ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ሃገር ንዜጋታት ብፍትሓዊ ተበፃሒ ንምግባር ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ ኢሉ ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ። እቲ ግልጋሎት ምስ ቢሮ ጥዕና ክልል ሲዳማን ኣምረፍ ጥዕና ኣፍሪካን ብምትሕብባር ኣተገባብራ…

ምዝዛም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ መንፈስ ይክኣል ካብ ዘረባ ናብ ተግባር ብምቕያር ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ወሃቢ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ እዋናዊ ወፃኢ ተግባራት ዙሪያ…

ኣብ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ሎሚ ዓመት ኣከባብራ ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሓላፊት ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ጀሚላ ሲንብሩ፤ በዓል ኢሬቻ መግለፂ ባህሊ ህዝቢ ኦሮሞ ምዃኑ ገሊፀን፡፡ ኣብቲ ዘተ እቲ…

ምዝዛም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓወት ብልፅግና ዘይተርፍ ምዃኑ ዘረጋገፀ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምህናፅ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓወት ብልፅግና ዘይተርፍ ምዃኑ ዘረጋገፀ እዩ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ መተሓባበሪ ክላስተር ዲላ መሪሁን ፍቅሩ (ዶ/ር)። ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ተዛረብቲ ታሪክ ጥራሕ ዘይኾንናስ ሰራሕቲ ታሪክ ኮይንና ኢና – ኣይተ ጥላሁን ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ተዛረብቲ ታሪክ ጥራሕ ዘይኾንናስ ሰራሕቲ ታሪክ ኮይንና ኢና ኢሎም፡፡ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ንመመረቕታ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ደገፍን ሓጎስን ንምግላፅ…

“የመደመር መንግስት” ካብ ትማሊ ባርነት ነፃ ኮይኑ ንምኽንያታዊነት ትኹረት ዝሃበ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ሂሳዊ ዳህሳስ ዘቕረቡ ሙሁር “የመደመር መንግስት” ካብ ትማሊ ባርነት ነፃ ኮይኑ ንምኽንያታዊነት ትኹረት ዝሃበ እዩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ምድማር ሓሳብ ዝፅሓፉ 4ይ መፅሓፍ…