Fana: At a Speed of Life!

ምትሕብባር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኮርፖሬሽን ኢንቨስትመንት ጀርመንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኮርፖሬሽን ኢንቨስትመንት ጀርመንን ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ኣብ በኮትዲቯር ኣቢጃን ኣብ ዘካየድዎ ዘተ፤ ኣብ ኣፍሪካ ብውሑድን ማእኸለዎትን…

ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብራዚል ኣብነት እያ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ተኻይዶ ፃዕሪ ብራዚል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ዓወት ቀንዲ ኣብነት ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡‎ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ካብ 2ይ ውሕስና ምግቢ…

ስርዓት ትራንስፖርት ዘሳልጥ ተግባራት ተጠናኺሮም ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስሉጥ ስርዓት ትራንስፖርት ንምፍጣር ዘኽእሉ ተግባራት ተጠናኺሮም ምቕፃሎም ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ዝተሃነፀ መዕረፊ ተሸከርካሪ የካ 2 መሪቐን ስራሕ ኣጀሚረን፡፡…

ኢትዮጵያ ሰናይ ተመኩሮ ዘለዋ ሃገር እያ – ኣቦታት ሃይማኖት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓበራዊነት ሃይማኖታት ሰናይ ተመክሮ ዘለዋ ሃገር እያ ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣፍሪካ ገሊፆም። ኣቦታት ሃይማኖት ንኣጀንዳ ሕብረት ኣፍሪካ 2063 ትልሚ ንምዕዋት፤ እዚ ንዘበናት ዝፀንሐ ክብሪ ኣብታ ኣህጉር…

ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዘተኣማምን መረዳእታ ለውጢ ክሊማ ንምፍልፋል ጠንካራ ስርዓት ክዝርጋሕ ይግባእ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣባል ሃገራት ዘተኣማምን መረዳታ ለውጢ ክሊማ ንምፍልፋል ዘኽእል ስርዓት ክዝርግሑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ማእከል ትንበያን ትግበራን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምንካይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብተደጋጋሚ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምንካይን ናብ ባዶ ንምውራድን ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጦም፡፡ ሓላፊ ግልጋሎት ሚዲያ ማናጅመንት ኣይተ ኣብርሃም ደግፍ ከምዝበልዎ÷ ብሰንኪ…

ኣብ ኣፍሪካ ድኽነትን ስእነት ስራሕን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምጥንኻር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ድኽነት፣ ስእነት ስራሕን ኣድልዎን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምትሕብባርን ምጥንኻር ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ መበል 20 ዓለም ለኸ ትካላት ስራሕ ዝተመስረተ ናይ በዓል ሞያታት 'ሌቨር ቤዝድ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንመፃኢ ወለዶ ዕድል ሓዊሱ ዝውስን እዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ተረባሕነት ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕዚ ጥራሕ ዘይኮነ ንመፃኢ ወለዶ ዕድል ዝውስን ጉዳይ እዩ ክብሉ ምሁራን ዓለም ለኸ ርክብን ታሪኽን ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ዘልዐለቶ ሕቶ በሪ ባሕሪ ብታሪኽ ኣጋጣሚ ዝተፈፀሙ ጌጋታት ዝእርም ውሳነ ብምዃኑ…

ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ፅዕንቶ ኣብ ልዕሊ ዘብፅሑ ኢንዱስትሪታት ተሓታትነት ንምዕሳል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ተጠቀምቲ ሃፍቲ ተፈጥሮ መንቀሊ ብኽለትን ብኽነትን ዝኾኑ ኣካላት ግቡእ ክፍሊት ክኸፍሉ ብምግባር ኣብ ፍቓድ ዝተደረኸ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽህልው ንምኽኣል ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ገሊፁ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ እቲ…

ኣብ ቀፃሊ ዝፍጠሩ ዕድላት ስራሕ ብዲጂታል ክእለት መሰረት ከምዝገብሩ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀፃሊ ዝፍጠሩ ዕድላት ስራሕ ይኹን ካልኦት ረብሓታት÷ ዲጂታል ክህሎት መሰረት ከምዝገብሩ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣረዲኡ፡፡ ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ወሳኒ ካብ ዝኾኑ መሰረተ ልምዓታት ክእለት ህንፀትን ክእለት…