Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እዋን ክረምቲ ግልጋሎት ግብረ ሰናይ 2 ሺሕን 500 ገዛውቲ ንምህናፅ ተሊምና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ እዋን ክረምቲ ብስራሕቲ ግልጋሎት ግብረ ሰናይ 2 ሺሕ 500 ገዛውቲ ንምህናፅ ተሊምና ክብሉ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምምሕዳር እታ ከተማ መክፈቲ መርሃ ግብሪ ግልጋሎት ግብረ ሰናይ ከንቲባ ኣዳነች…

ኬኛ ቤቬሬጅስ ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ዓበይቲ ዕድላት ሒዙ ዝመፀ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ ንኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ንዓውዲ ማሕበረሰብ ብዙሓት ዕድላት ሒዙ ዝመፀ እዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ከባቢ ጊንጪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንት ብምፍጣር ማእኸል ኢንዳስትሪን ፍልጠትን ብምዃን ንመንእሰያት እቲ ከባቢ ዓብዪ…

ብፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝተሃነፀ ማሕበረሰብ ሬድዮ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅባሕ ክምረቕ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲ ጎንደር ኣስራት ኣፀደወይን (ዶ/ር) ብፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝተሃነፀ ማሕበረሰብ ሬድዮ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅባሕ ክምረቕ እዩ ኢሎም፡፡ ኣስራት ኣፀደወይን (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤እቲ ማሕበረሰባዊ ሬድዮ ዝተሃነፀ ብሓፈሻ ንስራሕ…

ኢትዮጵያ እትምዕብል ሓይሊ ሰብን ተፈጥራዊ ፀጋታትን ኣዋዲዳ ብምልማዕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ እትምዕብል ናይ ባዕልና ሓይሊ ሰብን ተፈጥራዊ ፀጋታትን ኣዋዲድና ብምልማዕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ‘ብሩህ ኣእምሮ፣ ክኢላታት ዜጋታት’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ ዓውደ ርእይ ቴክኒክን ሞያን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ቀዋሚ ክፍሊ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየን ብዕሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ቀዋሚ ክፍሊ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየን ብዕሊ ተኸፊቱ፡፡ ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ለውጢ ኩነታት ኣየርን ምላሽ ኢትዮጵያን፣ ሕርሻ፣ ሓይሊ ማይን ኢነርጂን፣ ኤሮኖቲክስን ኣቪየሽን ዘተኮረ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስለሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስለሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ ሎሚ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮምያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራልን ክልልን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም። ፕሬዚዳንት…

315 ዕውት ንቅለ ተኸላ ብሌን ዓይኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ባንኪ ደምን ሕዋስ ዋህዮን ኢትዮጵያ 315 ዕውት ሕክምና ንቅለ ተኸላ ብሌን ዓይኒ ተዋሂቡ ኢሉ፡፡ ኣብቲ ሕብረተሰብ እናዓበየ ዝመፅአ ተግባር ውህብቶ ደምን ብሌን ዓይኒን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ ሃገራዊ ምንቅስቃስ “ንህይወትን ብርሃንን…

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሓደ ኣባላት ስድራቤት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዶክተር ፕራቲክ ጆሺ ናብራ ንምምሕያሽ ምስ በዓልቲ ገዝኡን ሰለስተ ደቁን ተፈልዩ ንሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ለንደን ገይሩ ነይሩ፡፡ በዓልቲ ገዝኡን ደቁን ናብ ለንደን ኣመፂኡ ሕጉስ ህይወት ንምንባር ሕልሚ ሰኒቁ ብዙሕ ፀገማት ሓሊፉ፡፡…

ኣብ ህንዲ ብሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወት ሓደ ሰብ እንትተርፍ 204 ሰባት ምሟቶም ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህንዲ ኣብ ጥቃ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህመዳባድ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን 204 ሰባት ምሟቶም እንትረጋገፅ ህይወት ሓደ ሰብ ምትራፉ ተሰሚዑ። ሎሚ ንግሆ ቦይንግ 787-8 ዝብል ስያሜ ዘለዋ እታ ኣውሮፕላን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህመዳባድ ካብ መሬት…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሙሉጌታ ከበደ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ሞንጎ ጎበዝ ኣጥቃዕቲ ተፃዋታይ ኢትዮጵያ ዝኾነ ሙሉጌታ ከበደ ሰነ ስርዓት ቀብሪ ኣብ ኮልፌ ዝርከብ መካነ መቓብር ሙስሊም ተፈፂሙ። ሎሚ ንጉሆ ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ኣስክሬን ስኒት ድሕሪ ምክያዱ ስድርኡ፣ ኣፍቀርቲ ኩዕሶ እግሪ…