Fana: At a Speed of Life!

ሰርጂም ራትክሊፍ ልዕሊ 6 ቢሊየን ፓውንድ ከሲሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኡስ በዓል ዋና ማንቼስተር ዩናይትድ ሰር ጂም ራትክሊፍ ኣብ ሓደ ዓመት ልዕሊ 6 ቢልዮን ፓውንድ ከሲሮም። እንግሊዛዊ በዓል ሃፍቲ ሰር ጂም ራትክሊፍ ሃፍቶም ካብ 23 ነጥቢ 519 ቢሊየን ፓውንድ ናብ 17 ነጥቢ 046 ቢሊየን ፓውንድ ምውራዱ…

ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ሕዲት ዓመታት ርኡይ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት ምምዝጋቦም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣብ ሓድሽ ዓለም ለኸ ማእከል ኮንቬንሸን…

ሻምፒዮና ዓለም ውፅኢት መእተዊ ምዝገባ ግዘ ገደብ ኣብዚ ሰሙን ክገልፅ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ውፅኢት መመዝገቢ ዝውደአሉ ግዘ ኣብዚ ሰሙን ዕላዊ ከምዝኸውን ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ነቲ ውድድር ቅድመ ምድላው ንምግባር ዝረድእ ውፅኢት መእተዊ ዝምዝገብሉ ግዘ…

ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ናብራ ንኽምለሱ መንግስቲ ድገፉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ኣረጋ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ኮሚሽን ዳግመ ህንፀት ኣብ ክልል ኣምሓራ ይንቀሳቐሱ ዝነበሩ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ዘኽእሉ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ሓለፍቲ ስራሕ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣረጋ ከበደ ከምዝበልዎ÷ ኣብ…

መንግስቲ ኣብዚ ዓመት ካብ ብሄራዊ ባንኪ ዝልቀሖ ልቓሕ ናብ ባዶ ወሪዱ-ብሄራዊ ባንኪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ልቓሕ መንግስቲ ናብ ባዶ ምውራዱ ኣፍሊጡ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምሕረቱ እዙይ ዝበሉ ሎሚ ኣብ ዝተጀመረ ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ እዩ፡፡ ኢትዮጵያ ዓውዲ ፋይናንስ ከም ናህሪ ዋጋን ሕፅረት ሸርፊ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ከተማ ባህርዳርን ማዕረ ተፈላልየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 29 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፀወታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ከተማ ባህርዳርን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላልየ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ከተማ ባህርዳር ብ47 ነጥቢ ኣብ 3ይ ብርኪ እንትትስራዕ÷ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ድማ ብ38 ነጥቢ ኣብ…

ዓውዲ ትራንስፖርት ንምዝማን ዘኽእሉ ዲጂታል ሶሉሽናት ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኢትዮ ቴሌኮምን ሃገር ኣቋራፂ ግልጋሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተዋደደ ሶሉሽን ስርዓት ቀረብ ነዳዲ ከምኡ እውን ሃገር ለኸ ስርዓት ምምሕዳር ማእኸላዊ ቅፅዓት ትራፊክ ተግባራዊ ተገይሩ፡፡ እዚኦም ሃገራ ኣቋራፂ…

ህወሓት ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ከምዝተሰረዘ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ምስራዙ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ…

ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ብፅርየት ፍርያትን ቅልጣፈን ናብ ወደብ ክበፅሑ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቦሌ ለሚ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣክስዮን ማሕበር ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ግልጋሎት ማእኸል ሓደ መስኮት ምሃብ ጀሚሩ፡፡ እቲ ማእኸል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ እቲ ማእኸል ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር)ን ከምኡ እውን ዋና…

ኣሜሪካ ምስ ሶርያ ዘለዋ ርክብ ምሕዳስ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሶርያ ተነቢሩ ዝነበረት ማዕቀብ ክምተልዕሎን ርክባ ምሕዳስ ከምትደሊ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዕላዊ ዑደት ዘካይዱ ዘሎው እቶም ፕሬዚዳንት፤ ምስ ፕሬዚደንት ሶርያ ኣሕመድ ኣልሻራ ኣብ ስዑዲ…