ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምልክት ኩርዓት ኢትዮጵያዊያን እዩ – ኣልጀዚራ mizan mekonen Sep 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምልክት ብሄራዊ ኩርዓት ኢትዮጵያዊያን ምዃኑ ፀብፃቢ ኣልጀዚራ በርናርድ ስሚዝ ተዛሪቦም፡፡ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተረኸብዎ ኣብ ጉባ ዝተኻየደ እንትኾን፥ ብዙሓት ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተራእየ ሓድነትን ኣብ ካልኦት ሃገራዊ ስራሕቲ ክጠናኸር ይግባእ – ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ mizan mekonen Sep 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተራእየ ሓድነትን ምትሕብባርን ኣብ ካልኦት ሃገራዊ ስራሕቲ ልምዓት ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ ኢሎም ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ። ብገንዘብ ኢትዮጵያዊያን፣ ረሃፅን ደምን ግሁድ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንናይ ቀረባን ርሑቕን ፀላእቲ ንሕና ኢትዮጵያውያን ዘይመውት ስም እምበር ዘይመውት ኣካል የብልናን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Sep 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀረባን ርሑቕን ብልፅግና ኢትዮጵያ ዝሳኻዕ ዘይመስሎም ናይ ቀረባን ሩሕቅን ፀላእቲ፣ ንሕና ኢትዮጵያውያን ዘይመውት ስም እምበር ዘይመውት ኣካል የብልናን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ዳግማይ ዓድዋ ዝኾነን መግለፂ ህብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ካብ ግድብ ህድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓይሊ ንምርካብ ኣብ ቀረባ እዋን ስምምዕነት ክትፍፅም እያ- ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር mizan mekonen Sep 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ሱዳን ኣብ ቀረባ እዋን ሓይሊ ካብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምርካብ ስምምዕነት ክትፍፅም እያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ … mizan mekonen Sep 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምልክት ህብረ ብሄር ብሄራዊነት ኢትዮጵያውያን ዝኾነ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ንምረቓ ምብቕዑ ትኹረት ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ስሒቡ፡፡ እቲ ኩነታት ካብ ዝፀብፀባ መራኸብቲ ሓፋሻት ቢቢሲ፣ ሮይተርስ፣ አሶሺየትድ ፕሬስ፣ አልጀዚራ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ዲፕሎማሲያ ዑደት ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንቱ ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስተር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋይ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ዘትዮም mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ቴሬሳ ሪቤራ ዘትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ጎና ጎኒ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተናታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ሓደ ሃገር ጥራሕ መፍትሒ ኣየምፅእን mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብዚ ሕዚ እዋን ንዓለም ፈታኒ ዝኾነ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ኣየር ሓደ ሃገር ጥራሕ መፍትሒ ኣየምፅእን ስለዘየምፅእ ዝተወደበ ፃዕሪ ክግበር ተሓቲቱ፡፡ ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ 2ይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ ወርቂ፣ ጥረ ገንዘብን መሳርሒታት ኣፅዋርን ተሳቲፎም ዝተብሃሉ 76 ተጠርተርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዘይሕጋዊ ወርቂ፣ ጥረ ገንዘብን መሳርሒታት ኣፅዋርን ተሳቲፎም ዝተብሃሉ 76 ተጠርተርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ኢሉ ግልጋሎት መርበብ ብሄራዊ ደሕንነት፡፡ እቲ ግልጋሎት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፣ ኣብ ዝተገለፁ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ንግሆ ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ 2ይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ኣፍሪካ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘለዋ… mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ከም ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር፣ ሓለዋ ክሊማን ዝተመቻቸወ ሕርሻን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከም ኣብነት ብምልዓል ስራሕቲ ኢትዮጵያ ከም ኣብነት ኣረዲኦም። ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ሓገዝ ክሊማ ናብ ኢንቨስትመንት ለውጢ ክሊማ ምግባር ከምዝግባእ "Climate Innovation Compact"…