ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ዓውዲ ዝተመዝገበ ለውጢ ኢትዮጵያ ቀፃሊ ትበፅሐሉ ዕብየት ዘርኢ እዩ mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዝተመዝገበ ለውጢ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ እትበፅሐሉ ዕብየት ዘርኢ እዪ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፡፡ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ዝላ ኣብ ሳይንስ ሙዚም “ ምዕባለ ንዘላቒ ዕብየት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሊማ ንምፅዋር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንምርኢት ቀሪቡ mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሎሚ ምክያድ ዝጀመረ 2ይ ጉባኤ ለውጢ ክሊማ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንምርኢት ቀሪቦም፡፡ እቲ ጉባኤ ‘ዓለም ለኸ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምስላጥ፣ ሓምለዋይ ልምዓት ኣፍሪካ ብፋይናንስ ምሕጋዝ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 3 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳተፍቲ 2ይ ጉባኤ ኣፍሪካ ካሪቢያን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሻሸመኔ ኣትዮም mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ተሳተፍቲ 2ይ ጉባኤ ኣፍሪካ ካሪቢያን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ከተማ ሻሸመኔ ኣትዮም፡፡ እቶም ተሳተፍቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ ምስ በፅሑ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ናይ ካሪቢያን ሃገር ዝኾኑ ዜጋታት ጃማይካ ኣብ ከተማ…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪቡ mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ዓርቢ ምሸት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኢትዮጵያን ግብፂን ብዝምልከት ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪቡ። እቲ ፌዴሬሽን ኣብቲ ፀወታ ዝተፈፀሙ ጉድለት ስነምግባር ስዒቡ እዩ ንማሕበር ኩዕሶ እግሪ ዓለም ለኸ ጥርዓን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገስጋስ ንዘላቒ ዕብየት! mizan mekonen Sep 8, 2025 0 እንዃዕ ናብ 3ይ መዓልቲ ገስጋስ ጳጉሜን ኣብፅሐኩም! መዓልቲ ምዕባለ እነክብሮ ዝጀመርናዮ ጉዕዞ ዕብየት ብምስፋሕን ብምፅናዕን ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እዩ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብዙሓት ውፅኢታት ለውጥታት ኣመዝጊባ እያ። ኣብ ኩለመዳያዊ ኣተገባብራ ማክሮ ኢኮኖሚ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሚኒስትራት ጥዕና ካሪቢያን ኣፍሪካ ምስላጥ ጀሚሩ mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉባኤ ሚኒስትራት ጥዕና ካሪቢያን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ፤ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ግሁድ ክሳብ ዝኾን ዝረኸብናዮ ውፅኢት ፅንዓትና እዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ድሕንነትን ፀጥታን ካብ ምዝማን ጀሚሩ ክሳብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘመዝገብናዮ ዓብዪ ዓወት፣ ናይ ሓባር ዕላማናን ዘይንቕነቕ ፅንዓትናን እዩ ኢለና ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)። ጳጉሜን 1 መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ግሪናዳ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ግሪናዳ ዲኮን ሚቼል ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ካሪቢያን ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ተቐቢሎምዎም። ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ሚያ ሞተሊ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ካሪብያን ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። ቀዳማይ ሚኒስትር ሚያ ሞተሊ ኣብ ኣለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀወታ ጎቤን ሺኖዬን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀወታ ጎቤን ሺኖዬን ብመሰረት ባህሊን ክብሪን ኦሮሞ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ጎቤን ሺኖዬን ናብ ብርሃን ሓጋይ ንምስግጋርን ወጋሕታ ፅድያት ንምቕባልን ብዝተፈላለየ መልክዕ ዝካየድ ባህላዊ ፀወታ እዩ። እቲ ፀወታ ናብ ሓዳር…