ስፓርት ፋይዳ ንኢትዮጵያ ናይ 5 ኪሎ ሜትር ጉያ ጎዳና ተኻይዱ mizan mekonen May 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ መለለይ መንነት ግንዛበ ንምምሕያሽ ዕላማ ዝገበሮ ናይ 5 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎዳና ኣብ ኣደባባይ ተኻይዱ፡፡ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ዘጀመርዎ እቲ ውድድር 25 ሺሕ ሰባት ዝተሳተፉ እንትኾን ልዕሊ 400…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገርና ብዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፍሓሰላ ውዲት ዘፈሽል ጅግና ሰራዊት ኣለዋ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen May 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፍሓሰላ ውዲት ዘፈሽል ጅግና ሰራዊት ኣለዋ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መበል 47 ዓመት ምሰረታ እዚ ምዕራብ “ተምሳሌት ፅንዓት፤ ጋሻ ኢትዮጵያ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ mizan mekonen May 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ነቀምቴ ስታዲየም ወለጋ ይኽበር ኣሎ። ኣኸባብራ ኣብቲ ስነ-ስርዓት፤ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 23 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ክውሃብ እዩ mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ መዛዘሚ ፈተና ካብ 23 ሰነ ክሳብ 8 ሓምለ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ሃገር ለኸ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን፤ ብመርበብ ኢንተርኔት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ – ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር) mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ክቀላጠፍ ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ፍሉይ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ካብ ኩሎም…
ስፓርት ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ሰዓት 10፡00 ኣብ ኣርቲፊሻል ሜዳ ሃዋሳ ዝተኻየደ ፀወታ ባህር ዳር ከተማ ሙጂብ ቃሲምን ሄኖክ ይበልጣልን ዘቑፀርዎ ሽቶታት ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወታደራዊ መሳርሒታት ዘፍርይ ፋብሪካ mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሳልሳይ ሃገር ለኸ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኤክስፖ ፍርያታቶም ካብ ሞንጎ ዘቕረቡ ኣፍረይቲ ትካላት ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ፋብሪካ ውሽጢ ዝርከብ ቴክስታይል ቴክኒካል ኣንበሳ ፋብሪካ እቲ ሓደ እዩ፡፡ ወታደራዊ ክዳውንትን ካልኦት ናውቲን ዘፍርይ ምምሕዳር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ ስርዓት ኣልቦነት ምቅላሳ ክትቕፅል እያ – ቭላድሚር ፑቲን mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚደንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ስርዓት ኣልቦነት ምቅላሳ ክትቕፅል እያ ክብሉ ገሊፆ፡፡ ሩሲያ ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ወራሪ ሓይሊ ናዚ ጀርመን ብምምካት ዝሰዓረትሉ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ኣብ ርእሰ ከተማ ሞስኮ ብዝተፈላለየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ፋብሪካ ሽኮር ወንጂ ኣብ ካልኦት ፋብሪካታት ትፅቢት ይግበር – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውፅኢት ፋብሪካ ሽኮር ወንጂ ዝተረኸበ ሪፎርም ውፅኢት ኣብ ካልኦት ፋብሪካታት ከምዝድገም ትፅቢት ይግበር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሪፎርም ከመይ ከምዝስራሕ ቀዋሚ ዓውደ ምርኢት ዝኾነ ውፅኢት ሽኮር ፋብሪካ ወንጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ሩስያን እናዓበየ መፂኡ – ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተረክሂን mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሞንጎ ሩስያን ኢትዮጵያን ዘሎ ርክብ ንግዲ እናዓበየ ምምፅኡ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ምዃና ንክልተኣዊ ኢኮኖሚ ልምዓትን ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልዑል ግደ ከምዝህልዎ ዝገለፁ ኣምባሳደር…