Fana: At a Speed of Life!

ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ኢትዮጵያውያን ክፍታሕ ዘለዎ ዕላማ እዩ – ኣይተ ዮናስ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኦቪድ ግሩፕ ኣይተ ዮናስ ታደሰ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ኢትዮጵያውያን ክፍታሕ ዘለዎ ዕላማ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ÷ ኦቪድ ግሩፕ ፀገም ገዛውቲ ኣብ ውሱን ከባቢታት…

ስራሕቲ ምዝማን ኩለመዳያዊ ትካላት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕቲ ምዝማን ተጠናኺ ኩለመዳያዊ ትካላት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ዝተማልአ ኩለመዳያውን ግልጋሎት ምሃብ ዝኽእል ማእኸል ምሕዳስን ቆሬ ሜንተናንስን ተመሪቑ። ኣብቲ እዋን ፊልድ ማርሻል…

መዓልቲ ፅንዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ፅንዓት ጳጉሜን 1 ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ፅኑዕ መሰረት ንብርትዕቲ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ። ሃገር ለኸ መዓልቲ ፅንዓት ተባሂሉ ዝተሰየመ እቲ ዕለት ሓላፊት ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ሊድያ ግርማ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ባሃማስ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ባሃማስ ፊሊፕ ዳቪስ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካ ካሪብያን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋየ…

“ፅኑዕ መሰረት ብርትዕቲ ሃገር”

ብደምን ኣዕፅምቲን ኣያታትና ፀኒዓ ዝነበረት ሃገርና ብልዑል ብርኪ ተሓፊራን ተኸቢራን ንክትቅፅል ኣብ ጉዕዞ ሓዱሽ ምዕራፍ ንርከብ። በቢእዋኑ ዘጋጠሙ ፈተናታት ብፅንዓት ምሕላፍ ሓዱሽ ታሪክ ዝሰርሑ ናይ ጀጋኑ ሃገር ፤ ኢትዮጵያ ። በቢታሪኩ ዝፍፀሙ ዓወታት ድማ በዓል ቤት እንትህልው ኢትዮጵያዊ…

ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክህትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክህሎትን (ኣይኤስኦ 9001-2015) ኣመራርሓ ፅርየት ብምፍፃም ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ዝረኸበ እንትኾ፤…

ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ…

ጆ ባይደን ብሕማም መንሽሮ ቆርበት ሕክምና መጥባሕቲ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብሕማም መንሽሮ ቆርበት ሕክምና መጥባሕቲ ኣካይዶም። ውሃቢት ቃል ወዲ 82 ዓመት በዓል ፀጋ ዕድመ ጆ ባይደን ከምዝበልኦ÷ ባይደን ካብ ዘጋጠሞም ሕማም መንሽሮ ቆርበት ብዝተትሓሓዘ ዘካየድዎ ሕክምና መጥባሕቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መላእ ዓለም 18 ሚሊየን ሰባት ብሕማም ልብን ወቅዒ ልቢን ከምዝሞቱ ውድብ ጥዕና ዓለም ይሕብር። በቢ ዓመቱ ካብ ዝሞቱ 18 ሚሊየን ሰባት ድማ 80 ሚእታዊ ብቐጥታ ምስ ሕማም ልብን ወቅዒ ልብን ዝተሓሓዘ እዩ። ሕማም ወቅዒ ልቢ “ኮሮናሪ”…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ንመዘነኦም ፕሬዚዳንት ዩክሬን ኣብ ሞስኮ ዑደት ክገብሩ ዓዲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ንመዘንኦም ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኣብ ሞስኮ ሩስያ ዑደት ክገብሩ ምስኦም ክዛተዩ ዓዲሞም፡፡ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ቻይና ዝገብርዎ ዑደት ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ኣብ ቻይና…