Fana: At a Speed of Life!

ሩስያ ሓይሊ ናዚ ዝሰዓረትሉ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩስያ ካልኣይ ኹናት ዓለም ወራሪ ሓይሊ ናዚ ብምምካት ዝሰዓረትሉ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ኣብ ከተማ ሞስኮ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ በዓል ዓወት ሩስያ ኣብ ኣደባባያት ሞስኮ ብዝተፈላለዩ ወታደራዊ ስነ-ስርዓታት ከምኡ እውን…

ህንፀት ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲን ነባራትን ስራሕቲ ምምሕያሽ ምቕፃሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣየር ውሽጢ ሃገር ንምዕባይ ህንፀት ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲ፣ ነባራት ምምሕያሽን ምስፍሕፋሕን ስራሕ እናተኻየደ ምዃኑ በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን 23 መዕርፎ ነፈርቲ ስሩዕ…

ህንፀት ትካላት ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ተሰማዕነታ ክብ ኣቢሉ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘካየደቶ ሰፋሕቲ ህንፀት ትካላት ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ተሰማዕነታ ክብ ክብል ግደ ምውፋዩ ምሁራን ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ እንተጠናኸረ ዝመፀ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት ተደላይነታን ተሰማዕነታን እናወሰኸ ምዃኑ ሙሁር…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ንኣባላት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ "ሰብኣውነት ነሐይል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ዓለም መበል 78 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 67 ግዘ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕን ወርሕን…

ሃዋሳ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንድሬዳዋ ከተማ 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ንሃዋሳ ከተማ ብሕታዊት ሽቶ ዘቑፀረ ታፈሰ ሰለሞን ናይ ዓወት ሸቶ ኣብ መረብ ኣዕሪፍዋ። ሃዋሳ ከተማ ናብ ዓወት እንትምለስ ድሬዳዋ…

ሰብኣዊ ደገፍ ብባዕልና ዓቕሚ ብምምላእ ንደቅና ተፀባይነት ዘይኾነስ ሃፍቲ ምውራስ ይግባእ- ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም

ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 30፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ባዕልና ዓቕሚ ብምምላእ ንደቅና ተፀባይነት ዘይኾነስ ሃፍቲ ምውራስ ይግባእ ክብሉ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም(ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ምስ ፋና ፖድካስት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ኮሚሽነር፤ ኣብ ውሽጢ…

ልዕሊ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣትዮ ይኸፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልዕሊ 10 ሚሊየን 729 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጉዓዒዙ ብሕብረት ስራሕ ማሕበራት ንሓረስቶትን ሰበክ ሳግምን እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ኮርፖሬሽን ኮሙኒኬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያን መካየዲ ስራሕ ማሕበራዊ ሓላፍነትን…

ወፃኢ ንግዲ እንስሳት ንምዕባይ ዝተሰርሐ ስራሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ወፃኢ ንግዲ እንስሳት ንምዕባይ እተካይዶ ዘላ ተግባር ውፅኢት እንምፀአ ምዃኑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ከምዝገለፅዎ፤ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ሓዊሱ ብመንግስቲ ዝወሰዶም ስጉምትታት እቲ…

መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ኣዳማ ጉዕዞ እግሪ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ በቢዓመቱ 30 ሚያዝያ ዝኽበር እንትኾን÷ ሎሚ እውን ብብርኪ ዓለም ንመበል 78 ግዜ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ኣብ ሩሲያ መዓልቲ ዓወት ንምስታፍ ናብ ሞስኮ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ፅባሕ ኣብ ሩሲያ ዝኽበር መበል 80 መዓልቲ ዓወት ሩስያ ንምስታፍ ሎሚ ንግሆ ናብ ሞስኮ ኣትዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ሞስኮ እንትበፅሑ ላዕለዋይ ሓላፊ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣናቶሊ ባሽኪን ኣቐባብላ…