Fana: At a Speed of Life!

በዓል መውሊድ እንትኽበር ብዝተለመደ ባህሊ ምርድዳእ ክኸውን ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ) መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ እንትኽበር ብዝተለመደ ባህሊ ምርድዳእ ክኸውን ይግባእ ኢሉ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ጉባኤ ንሰዓብቲ እምነት እስልምና እንዃዕ ንመበል 1 ሽሕን 500 መውሊድ ነብዩ መሓመድ ሰ.ዓ.ወ) በዓል እንዃዕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ዘመሓላለፍዎ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ

እንዃዕ ንመበል 1 ሽሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብፅሓኩም። ናይ ዓበይቲ በዓል ነኽብር ናይ ኣያታትና ኣርኣያ ንምስዓብ ምኽንያት ጌርና ኢና። እንታይ ከምዝሰርሑ? እንታይ ከምዘምሀሩ? ብድሆታት ብኸመይ ሰጊሮም? ታሪክ እናልዐልና ክንመሃረሎም ኢና፡፡ በዓል መውሊድ እንትነኽር ናይ ነብዩ መሓመድ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ኣራት ኪሎ ባሻ ወልዴ ቤት ፍርዲን ማእኸላት ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ሎሚ ተኸፊቱ። እቲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን…

2ይ ዓለም ለኸ ሰሙን ክሊማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ዓለም ለኸ ብኢትዮጵያ ዝተዳለወ ካልኣይ ኣህጉራዊ ሰሙን ኣብ ሓዱሽ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ፣ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍን ላዕለዎት…

ፈተናታት ብምፅዋር ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ተመዝጊቦም – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ፈተናታት ብምፅዋር ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዓወት ኣመዝጊቦም ኢሎም ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዓበይቲ ብመንግስቲ ዝተስርሑ ከምኡ እውን ተስፋታት ኣመልኪቶም…

ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ ኢለን፡፡ እቲ ፋውንዴሽን ዝተማልአ ማእከል ሕክምና ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። እተን ከንቲባ እቲ ፋውንዴሽን ካብ ግዘ ናብ…

ፕሬዚዳንት ሺ ሃገራት ንፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሑ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ሃገራት ዝያዳ ፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቶም ፕሬዚዳንት ነዙይ ዝበሉ ኣብ ቻይና ትርከብ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ኣኼባ ምትሕብባር እዩ፡፡ ምምሕዳር ዓለም…

ማንቼስተር ሲቲ ንዶናሩማ ኣፈሪማቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ 30 ሚሊን ዩሮ ወፃኢ ብምግባር ንጣሊያናዊ ሓላዊ ሽቶ ጂያንሉጂ ዶናሩማ ካብ ፒኤስጂ ምፋራማ ዕላዊ ገይራ። ዶናሩማ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሕ ኪንትራት ተፈራሪሙ፡፡ እዚ…

ዝመፁ መዓልታት ጳጉሜን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ዕዉታት ስራሕቲን መፃኢ ሃገራዊ ትልሚታት ዝፍለጥሉ ኣብ መፃኢ መዓልቲ ጳጉሜን ዝተፈላለየ ኣስማት ተዋሂብዎም። ጳጉሜን-1 መዓልቲ ፅንዓት መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ መሰረት ድልዱል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንብልፅግና…

ወለዶ ናይ ዘመናት ልምዓታዊ ሸቶኡ ዘዐወተሉ ግድብ ህዳሴ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብርእሱ ዓቕሙን ማእገርን ናይ ዘመናት ሸቶ ልምዓት ኣብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ምዕዋት ክኢሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ከምዝበልዎ ፤ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ወለዶ እውን ዓብዩ ትርጉም ዝህብ…