ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቐዋምነት ቅልጡፍ ግልጋሎት ምሃብ ዘኽእል እዩ mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቐዋምነት ንማሕበረሰብ ቅልጡፍ ግልጋሎት ምሃብ ዘኽእል ምዃኑ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ገሊፆም፡፡ ኣብ ሓደ ገዛ ሙሉእ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂታት ብምጥቓም ዝተፈላለዩ ግልጋሎት መንግስቲ ዝህብ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ይግባእ – ለገሠ ቱሉ (ዶ/ር) mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ረብሓታትን ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ከምዝግባእ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ግልጋሎት” ማእኸላይ ዘበን” ብዝብል ርእሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ 6ይ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ምርኢትን ኮንፈረስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ምትእስሳር ንግዲ ንምጥንኻር ጉባኤ ከምተኣናግድ ተገሊፁ mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ዘሎ ምሕዝነት ኢኮኖሚ ምትእስሳር ንግድን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉባኤ ከምተተኣናግድ ተገሊፁ፡፡ 5ይ ጉባኤ ንግዲ ፓኪስታን- ኣፍሪካን ካብ ቀፃሊ 7 ክሳብ 9 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ቢዝነስ ልዕሊ 4 ሺሕ ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 4 ሺሕን 254 ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ሃገራዊ ባንኪ ኣታዊ ምግባሩ ኤጀንሲ መዓድን ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። 1 ሺሕን 850 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ንምግባር ተሊሙ ከምዝነበረ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ዘይሓዘ ኣሸከርካሪ ምሽክርካር ኣይኽኣልን – ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ዝተትሓዘ ዓመት ጀሚሩ ብብርኪ ሃገር ኣብዚ ዓመት ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ኣሽከርከርቲ ከምዝጅምር ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ብቕዓት ምዘና ምውሃብ ዘድለየ 83 ሚኢታዊ ኣብታ ሃገር እናበፅሐ ዝርከብ ሓደጋ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳእና ስዒራ mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ÷ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳና 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ዲቫይን ዋቹኩዋ ብዘመዝገባ ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ እስራኤል ምትሕብባርና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ተጠናኺሩ ቐፂሉ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌድዮን ሳር ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት እናካየዱ ዝርከቡ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ እስራኤል መዘነኦም ተዛትዮም mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ብልዑል ጉጅለ ልኡኽ ንግዲ ተመሪሖም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተው ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌዲዮን ሳር ዘትዮም፡፡ ክልቲኦም ሚኒስትራት ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ብዝበለፀ…
ስፓርት ኣዳማ ከተማን መቐለ 70 እንደርታን ማዕረ ተፈላልየን mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ምስ መቐለ 70 እንደርታ ዘካየድኦ ፀዋታ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተዛዚሙ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ እናተካየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን እንትቕፅል÷ ሰዓት 12፡00 ኢትዮጵያ…