Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልካል ገበን ፤ ብተግባር ገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምብራቅ ደቡብ ኣፍሪካ ምክልኻል ገበን ዝተረኸበ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ መበል 50 ጉባኤ ሓለፍቲ ስራሕ ጉጀለ ምክልኻል ገበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ሓላፊት ቤት ፅሕፈትን ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉዳያት ካቢኔ ሚኒስትር…

ኮሎምቢያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሎምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ። ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚደንት ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኮሎምቢያ መሪቖም ከፊቶም።…

ካብ ተፀባይነት ንምንጋፍ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት የምፅኡ ኣለው- ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሰራርሓ ሕርሻን ኣተሓራርሳ ብምዝማን ካብ ተፀባይነት ንምንጋፍ ዝተጀመሩ ተግባራት ኢንሼቲብ ዓውዲ ሕርሻ ርኡይ ውፅኢት እናምፅአ እዩ ኢሉ ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ በጀት ዓመት ገምጋም ኣፈፃፅማን 2017 ዓ.ም ትልሚ 2018…

ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ንምስግጋር …

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ናይ ምስግጋር ተግባር ተካይዱ ኢሉ፡፡ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳር "ብዝተሳለተ ንግዲ ናብ ዝጭበጥ ሃገራዊ ተስፋ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓውዲ ጉባኤ ኣካይዱ።…

ብኣዋልድ ዝኽበሩ ናይ ሓበራዊነት በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይና ሶለል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ኣብ ቀፃሊ ብዝያዳ ክብሩ ብዝሓለወ መልክዑ ንክኽበር ምሕላውን ምሕብሓብን ይግባእ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ናይ…

ኣብ ኣሎንሶ ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ኮኾብ ሮድሪጎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ኮኾብ ሮድሪጎ ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ሳንቲያጎ ቤርናባው ካብ ዝኣቱ ንደሓር ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ተፃዋታይ ኮይኑ። ተፃዋታይ ሮድሪጎ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ብካርሎ ኣንቸሎቲ እትምራሕ ስፔናዊ እናተመርሐ ኣብ ኣውሮፓ ሊግ ሓዊሱ…

ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዓውድታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ዘሰልጠኖም 28 ካልኣይ ብርኪ ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣቢሎም ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሃገርና ዘትውፃእፅኡ እዮም።…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ማእከላት፣ መዕረፊ መካይንን ተርሚናላትን ንግልጋሎት በቂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ማእኸላት ዕዳጋ፣ መዕረፊ መካይንን ተርሚናላትን ሎሚ ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብዚ እዋን፤ ኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ትዕምብብ ንነበርታ ዝያዳ ምቹውቲን ንበፃሕቲ…

ልምዓት ኮሪደር ሓምለዋይ ልምዓት መሰረት ገይሩ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደር ሓምለዋይ ልምዓት መሰረት ብምግባር እናተሰርሐ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን። ሚኒስትር ዲኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን የትምጌት ኣስራት ከምዝበልኦ÷ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ህንፀት ሃገር ኣብ ምሕያል ልዑል…

ኣብ ቀፃሊ ፕሮጀክታት ፍልጠትን ተሞክሮን ዘሰጋገረ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከይዲ ህንፀት ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ተወዳደርቲ ሰብሙያታት ዝተፈጠርሉን ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ ተመሳሰልቲ ፕሮጀክታት ፍልጠትን ተሞክሮን ዘተሰጋገረሉ እዩ ኢሎም ምሁራን፡፡ ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሮ ምሁራን ከምዝበልዎ፤ እቲ ግድብ ኣብ…